id stringlengths 18 18 | module stringclasses 1
value | title stringclasses 86
values | context stringclasses 247
values | question stringlengths 9 88 | answers dict | span_answers dict | answer_type listlengths 1 1 | needs_review bool 2
classes |
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
tigqa-e-train-0201 | TIGQA-E | ብኢዱን ፍርዱን | ኣብታ ከተማ ጎይትኦም ዝበሃል ሃፍታምን ኣቦ ክልተ ቈልዑን ነበረ። ጎይትኦም ኣብ ልዕሊ ሃፍቱ ሃፍቲ ክውስኽ ለይትን ቀትርን ይፅዕር። ንብዙሓት ሰባት በብዓቕሞ እናስርሐ ዝሕግዝ ለዋህ ሰብ ነበረ።ጐረባብቱን መሓዙቱን በርቲዖም ንኽሰርሑን ንኽህፍትሙን ይመክርን የተባብዕን። ዝመኸሮም ሰባት ናብርኦም እንትመሓየሽ የሐጉሶ። ብተግባራት ብኢዱን ፍርዱን ግና ኩሉ ግዘ ይሓርቕ ነበረ። ሓደ እዋን ኣብ ገዝኡ ከስርሖም ስለ ዝሓሰበ ከዘራርቦም ናብ ዝውዕልሉ ቦታ ከደ። | ኣብታ ከተማ ዝነብር ሃብታም መን ይበሃል; | {
"text": [
"ጎይትኦም"
],
"answer_start": [
8
]
} | {
"text": [
"ጎይትኦም"
],
"answer_start": [
8
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0202 | TIGQA-E | ብኢዱን ፍርዱን | ኣብታ ከተማ ጎይትኦም ዝበሃል ሃፍታምን ኣቦ ክልተ ቈልዑን ነበረ። ጎይትኦም ኣብ ልዕሊ ሃፍቱ ሃፍቲ ክውስኽ ለይትን ቀትርን ይፅዕር። ንብዙሓት ሰባት በብዓቕሞ እናስርሐ ዝሕግዝ ለዋህ ሰብ ነበረ።ጐረባብቱን መሓዙቱን በርቲዖም ንኽሰርሑን ንኽህፍትሙን ይመክርን የተባብዕን። ዝመኸሮም ሰባት ናብርኦም እንትመሓየሽ የሐጉሶ። ብተግባራት ብኢዱን ፍርዱን ግና ኩሉ ግዘ ይሓርቕ ነበረ። ሓደ እዋን ኣብ ገዝኡ ከስርሖም ስለ ዝሓሰበ ከዘራርቦም ናብ ዝውዕልሉ ቦታ ከደ። | ክንደይ ደቂ ኣለወኦ; | {
"text": [
"ክልተ"
],
"answer_start": [
28
]
} | {
"text": [
"ክልተ"
],
"answer_start": [
28
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0203 | TIGQA-E | ብኢዱን ፍርዱን | ኣብታ ከተማ ጎይትኦም ዝበሃል ሃፍታምን ኣቦ ክልተ ቈልዑን ነበረ። ጎይትኦም ኣብ ልዕሊ ሃፍቱ ሃፍቲ ክውስኽ ለይትን ቀትርን ይፅዕር። ንብዙሓት ሰባት በብዓቕሞ እናስርሐ ዝሕግዝ ለዋህ ሰብ ነበረ።ጐረባብቱን መሓዙቱን በርቲዖም ንኽሰርሑን ንኽህፍትሙን ይመክርን የተባብዕን። ዝመኸሮም ሰባት ናብርኦም እንትመሓየሽ የሐጉሶ። ብተግባራት ብኢዱን ፍርዱን ግና ኩሉ ግዘ ይሓርቕ ነበረ። ሓደ እዋን ኣብ ገዝኡ ከስርሖም ስለ ዝሓሰበ ከዘራርቦም ናብ ዝውዕልሉ ቦታ ከደ። | ጎይተኦም እንታይ ዓይነት ሰብ እዩ; | {
"text": [
"ለዋህ ሰብ"
],
"answer_start": [
111
]
} | {
"text": [
"ለዋህ ሰብ"
],
"answer_start": [
111
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0204 | TIGQA-E | ብኢዱን ፍርዱን | ኣብታ ከተማ ጎይትኦም ዝበሃል ሃፍታምን ኣቦ ክልተ ቈልዑን ነበረ። ጎይትኦም ኣብ ልዕሊ ሃፍቱ ሃፍቲ ክውስኽ ለይትን ቀትርን ይፅዕር። ንብዙሓት ሰባት በብዓቕሞ እናስርሐ ዝሕግዝ ለዋህ ሰብ ነበረ።ጐረባብቱን መሓዙቱን በርቲዖም ንኽሰርሑን ንኽህፍትሙን ይመክርን የተባብዕን። ዝመኸሮም ሰባት ናብርኦም እንትመሓየሽ የሐጉሶ። ብተግባራት ብኢዱን ፍርዱን ግና ኩሉ ግዘ ይሓርቕ ነበረ። ሓደ እዋን ኣብ ገዝኡ ከስርሖም ስለ ዝሓሰበ ከዘራርቦም ናብ ዝውዕልሉ ቦታ ከደ። | ጎይትኦም ብተግባራት መን ይሓርቕ ነይሩ; | {
"text": [
"ብኢዱን ፍርዱን"
],
"answer_start": [
207
]
} | {
"text": [
"ብኢዱን ፍርዱን"
],
"answer_start": [
207
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0205 | TIGQA-E | ብኢዱን ፍርዱን | ኣብታ ከተማ ጎይትኦም ዝበሃል ሃፍታምን ኣቦ ክልተ ቈልዑን ነበረ። ጎይትኦም ኣብ ልዕሊ ሃፍቱ ሃፍቲ ክውስኽ ለይትን ቀትርን ይፅዕር። ንብዙሓት ሰባት በብዓቕሞ እናስርሐ ዝሕግዝ ለዋህ ሰብ ነበረ።ጐረባብቱን መሓዙቱን በርቲዖም ንኽሰርሑን ንኽህፍትሙን ይመክርን የተባብዕን። ዝመኸሮም ሰባት ናብርኦም እንትመሓየሽ የሐጉሶ። ብተግባራት ብኢዱን ፍርዱን ግና ኩሉ ግዘ ይሓርቕ ነበረ። ሓደ እዋን ኣብ ገዝኡ ከስርሖም ስለ ዝሓሰበ ከዘራርቦም ናብ ዝውዕልሉ ቦታ ከደ። | ከዘራርቦም ናበይ ከደ; | {
"text": [
"ናብ ዝውዕልሉ ቦታ"
],
"answer_start": [
271
]
} | {
"text": [
"ናብ ዝውዕልሉ ቦታ"
],
"answer_start": [
271
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0206 | TIGQA-E | ብኢዱን ፍርዱን | ኣብ ወሰን መንገዲ ርስሕስሕ ኢሎም ኢዶም እናወናጨፉ ብነድሪ ይዘራረቡ ነበሩ።
“ከመይ ሓዲርኩም?”በሎም ጎይትኦም።
“ድሓን ኢና”በለ ብኢዱ ቀልጢፉ።
“ብዛዕባ እንታይ ድኣ ተውግዑ?”ብምባል ሓተቶም።
“ብዛዕባ ሓደ ጠላም”ብምባል መለሰ ፍርዱ።
“ንመን ዝጠለመ?”በሎም።
“ንመሓዝኡ”በለ ብኢዱ።
“ንስኻትኩም እንተትኾኑኸ?”ኢሉ ሓተቶም።
“ብፍላይ ንዝኣምነና ኣይምጠለምናን”በለ ብኢዱ።
“እወ! ፀጊሙና ጨርቀምቀም ኢልና እምበር ከማና ዝእመን ኣይምሃለወን”በለ ፍርዱ ብግዲኡ። | ርስሕስሕ ኢሎም ኣበይ ነይሮም; | {
"text": [
"ኣብ ወሰን መንገዲ"
],
"answer_start": [
0
]
} | {
"text": [
"ኣብ ወሰን መንገዲ"
],
"answer_start": [
0
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0207 | TIGQA-E | ብኢዱን ፍርዱን | ኣብ ወሰን መንገዲ ርስሕስሕ ኢሎም ኢዶም እናወናጨፉ ብነድሪ ይዘራረቡ ነበሩ።
“ከመይ ሓዲርኩም?”በሎም ጎይትኦም።
“ድሓን ኢና”በለ ብኢዱ ቀልጢፉ።
“ብዛዕባ እንታይ ድኣ ተውግዑ?”ብምባል ሓተቶም።
“ብዛዕባ ሓደ ጠላም”ብምባል መለሰ ፍርዱ።
“ንመን ዝጠለመ?”በሎም።
“ንመሓዝኡ”በለ ብኢዱ።
“ንስኻትኩም እንተትኾኑኸ?”ኢሉ ሓተቶም።
“ብፍላይ ንዝኣምነና ኣይምጠለምናን”በለ ብኢዱ።
“እወ! ፀጊሙና ጨርቀምቀም ኢልና እምበር ከማና ዝእመን ኣይምሃለወን”በለ ፍርዱ ብግዲኡ። | ብኢዱን ፍርጉን ኸመይ ይዘራረቡ ነይሮም; | {
"text": [
"ብነድሪ"
],
"answer_start": [
33
]
} | {
"text": [
"ብነድሪ"
],
"answer_start": [
33
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0208 | TIGQA-E | ብኢዱን ፍርዱን | ኣብ ወሰን መንገዲ ርስሕስሕ ኢሎም ኢዶም እናወናጨፉ ብነድሪ ይዘራረቡ ነበሩ።
“ከመይ ሓዲርኩም?”በሎም ጎይትኦም።
“ድሓን ኢና”በለ ብኢዱ ቀልጢፉ።
“ብዛዕባ እንታይ ድኣ ተውግዑ?”ብምባል ሓተቶም።
“ብዛዕባ ሓደ ጠላም”ብምባል መለሰ ፍርዱ።
“ንመን ዝጠለመ?”በሎም።
“ንመሓዝኡ”በለ ብኢዱ።
“ንስኻትኩም እንተትኾኑኸ?”ኢሉ ሓተቶም።
“ብፍላይ ንዝኣምነና ኣይምጠለምናን”በለ ብኢዱ።
“እወ! ፀጊሙና ጨርቀምቀም ኢልና እምበር ከማና ዝእመን ኣይምሃለወን”በለ ፍርዱ ብግዲኡ። | እቲ ጠላም ንመን ዝጠለመ እዩ; | {
"text": [
"ንመሓዝኡ"
],
"answer_start": [
168
]
} | {
"text": [
"ንመሓዝኡ"
],
"answer_start": [
168
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0209 | TIGQA-E | ብኢዱን ፍርዱን | ኣብ ወሰን መንገዲ ርስሕስሕ ኢሎም ኢዶም እናወናጨፉ ብነድሪ ይዘራረቡ ነበሩ።
“ከመይ ሓዲርኩም?”በሎም ጎይትኦም።
“ድሓን ኢና”በለ ብኢዱ ቀልጢፉ።
“ብዛዕባ እንታይ ድኣ ተውግዑ?”ብምባል ሓተቶም።
“ብዛዕባ ሓደ ጠላም”ብምባል መለሰ ፍርዱ።
“ንመን ዝጠለመ?”በሎም።
“ንመሓዝኡ”በለ ብኢዱ።
“ንስኻትኩም እንተትኾኑኸ?”ኢሉ ሓተቶም።
“ብፍላይ ንዝኣምነና ኣይምጠለምናን”በለ ብኢዱ።
“እወ! ፀጊሙና ጨርቀምቀም ኢልና እምበር ከማና ዝእመን ኣይምሃለወን”በለ ፍርዱ ብግዲኡ። | ንዝኣመነና ኣይንጠልምን ዝበለ መን እዩ; | {
"text": [
"ብኢዱ"
],
"answer_start": [
83
]
} | {
"text": [
"ብኢዱ"
],
"answer_start": [
83
]
} | [
"exact_span"
] | true |
tigqa-e-train-0210 | TIGQA-E | ብኢዱን ፍርዱን | ኣብ ወሰን መንገዲ ርስሕስሕ ኢሎም ኢዶም እናወናጨፉ ብነድሪ ይዘራረቡ ነበሩ።
“ከመይ ሓዲርኩም?”በሎም ጎይትኦም።
“ድሓን ኢና”በለ ብኢዱ ቀልጢፉ።
“ብዛዕባ እንታይ ድኣ ተውግዑ?”ብምባል ሓተቶም።
“ብዛዕባ ሓደ ጠላም”ብምባል መለሰ ፍርዱ።
“ንመን ዝጠለመ?”በሎም።
“ንመሓዝኡ”በለ ብኢዱ።
“ንስኻትኩም እንተትኾኑኸ?”ኢሉ ሓተቶም።
“ብፍላይ ንዝኣምነና ኣይምጠለምናን”በለ ብኢዱ።
“እወ! ፀጊሙና ጨርቀምቀም ኢልና እምበር ከማና ዝእመን ኣይምሃለወን”በለ ፍርዱ ብግዲኡ። | ፀጊሙና ጨርቀምቀም ኢልና ዝበለ መን እዩ; | {
"text": [
"ፍርዱ"
],
"answer_start": [
284
]
} | {
"text": [
"ፍርዱ"
],
"answer_start": [
284
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0211 | TIGQA-E | ብኢዱን ፍርዱን | “ከም ቃልኩም እንተኾይንኩምስ ስራሕ ክህበኩም ሰዓቡኒ”ብምባል መሪሕዎም ከደ።
ኣብ እንዳ ጎይትኦም ንፉዓት ሰራሕተኛታት ኮኑ።ዝተበሃሉዎ ቀልጢፎምን ኣፀቢቖምን ብምትግባር ኣርኣዩ።ጎይትኦም ንጥፈቶም ተዓዚቡ ተሓጐሰ።“እዚኦም ስሓቆም እዮም‘ ስራሕ ስኢንና’ ክብሉ” በለ ብውሽጡ ዝበሉዎ እናዘከረ። ብትኽክል ምቕያሮም ንኸረጋግፅ ግና ክፍትኖም ሓሰበ።ብሕብርታት ዝተመላኸዐት ኣገልግል ኣብ ኣፍ ደገ ገዛ ብምቕማጥ ከይ ኸፍትዋ ኣጠንቂቑ ምስ ስድርኡ ናብ መርዓ ከደ። | ብኢዱን ፍርዱን ስራሕ ኣበይ ጀሚሮም; | {
"text": [
"እንዳ ጎይትኦም"
],
"answer_start": [
52
]
} | {
"text": [
"እንዳ ጎይትኦም"
],
"answer_start": [
52
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0212 | TIGQA-E | ብኢዱን ፍርዱን | “ከም ቃልኩም እንተኾይንኩምስ ስራሕ ክህበኩም ሰዓቡኒ”ብምባል መሪሕዎም ከደ።
ኣብ እንዳ ጎይትኦም ንፉዓት ሰራሕተኛታት ኮኑ።ዝተበሃሉዎ ቀልጢፎምን ኣፀቢቖምን ብምትግባር ኣርኣዩ።ጎይትኦም ንጥፈቶም ተዓዚቡ ተሓጐሰ።“እዚኦም ስሓቆም እዮም‘ ስራሕ ስኢንና’ ክብሉ” በለ ብውሽጡ ዝበሉዎ እናዘከረ። ብትኽክል ምቕያሮም ንኸረጋግፅ ግና ክፍትኖም ሓሰበ።ብሕብርታት ዝተመላኸዐት ኣገልግል ኣብ ኣፍ ደገ ገዛ ብምቕማጥ ከይ ኸፍትዋ ኣጠንቂቑ ምስ ስድርኡ ናብ መርዓ ከደ። | ንጥፈቶም ተዓዚቡ ዝተሓጎሰ መን እዩ; | {
"text": [
"ጎይትኦም"
],
"answer_start": [
111
]
} | {
"text": [
"ጎይትኦም"
],
"answer_start": [
111
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0213 | TIGQA-E | ብኢዱን ፍርዱን | “ከም ቃልኩም እንተኾይንኩምስ ስራሕ ክህበኩም ሰዓቡኒ”ብምባል መሪሕዎም ከደ።
ኣብ እንዳ ጎይትኦም ንፉዓት ሰራሕተኛታት ኮኑ።ዝተበሃሉዎ ቀልጢፎምን ኣፀቢቖምን ብምትግባር ኣርኣዩ።ጎይትኦም ንጥፈቶም ተዓዚቡ ተሓጐሰ።“እዚኦም ስሓቆም እዮም‘ ስራሕ ስኢንና’ ክብሉ” በለ ብውሽጡ ዝበሉዎ እናዘከረ። ብትኽክል ምቕያሮም ንኸረጋግፅ ግና ክፍትኖም ሓሰበ።ብሕብርታት ዝተመላኸዐት ኣገልግል ኣብ ኣፍ ደገ ገዛ ብምቕማጥ ከይ ኸፍትዋ ኣጠንቂቑ ምስ ስድርኡ ናብ መርዓ ከደ። | ብትኽክል ምቕያሮም ንምርግጋፅ እንታይ ገበረ; | {
"text": [
"ክፍትኖም ሓሰበ"
],
"answer_start": [
206
]
} | {
"text": [
"ክፍትኖም ሓሰበ"
],
"answer_start": [
206
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0214 | TIGQA-E | ብኢዱን ፍርዱን | “ከም ቃልኩም እንተኾይንኩምስ ስራሕ ክህበኩም ሰዓቡኒ”ብምባል መሪሕዎም ከደ።
ኣብ እንዳ ጎይትኦም ንፉዓት ሰራሕተኛታት ኮኑ።ዝተበሃሉዎ ቀልጢፎምን ኣፀቢቖምን ብምትግባር ኣርኣዩ።ጎይትኦም ንጥፈቶም ተዓዚቡ ተሓጐሰ።“እዚኦም ስሓቆም እዮም‘ ስራሕ ስኢንና’ ክብሉ” በለ ብውሽጡ ዝበሉዎ እናዘከረ። ብትኽክል ምቕያሮም ንኸረጋግፅ ግና ክፍትኖም ሓሰበ።ብሕብርታት ዝተመላኸዐት ኣገልግል ኣብ ኣፍ ደገ ገዛ ብምቕማጥ ከይ ኸፍትዋ ኣጠንቂቑ ምስ ስድርኡ ናብ መርዓ ከደ። | እታ ኣገልግል ብምንታይ ዝተመላኸዐት ነይራ; | {
"text": [
"ብሕብርታት ዝተመላኸዐት"
],
"answer_start": [
216
]
} | {
"text": [
"ብሕብርታት ዝተመላኸዐት"
],
"answer_start": [
216
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0215 | TIGQA-E | ብኢዱን ፍርዱን | “ከም ቃልኩም እንተኾይንኩምስ ስራሕ ክህበኩም ሰዓቡኒ”ብምባል መሪሕዎም ከደ።
ኣብ እንዳ ጎይትኦም ንፉዓት ሰራሕተኛታት ኮኑ።ዝተበሃሉዎ ቀልጢፎምን ኣፀቢቖምን ብምትግባር ኣርኣዩ።ጎይትኦም ንጥፈቶም ተዓዚቡ ተሓጐሰ።“እዚኦም ስሓቆም እዮም‘ ስራሕ ስኢንና’ ክብሉ” በለ ብውሽጡ ዝበሉዎ እናዘከረ። ብትኽክል ምቕያሮም ንኸረጋግፅ ግና ክፍትኖም ሓሰበ።ብሕብርታት ዝተመላኸዐት ኣገልግል ኣብ ኣፍ ደገ ገዛ ብምቕማጥ ከይ ኸፍትዋ ኣጠንቂቑ ምስ ስድርኡ ናብ መርዓ ከደ። | ጎይትኦም ምስ ስድርኡ ናበይ ከይዱ; | {
"text": [
"ናብ መርዓ"
],
"answer_start": [
277
]
} | {
"text": [
"ናብ መርዓ"
],
"answer_start": [
277
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0216 | TIGQA-E | ብኢዱን ፍርዱን | ቁሩብ ከይፀንሐ ብኢዱ፣ነታ ኣገልግል ብህርፋን ደጋጊሙ ክጥም ታጀመረ። “ከፊትና ዝሓዘቶ ዘይንርኢ?”በሎ ንፍርዱ።
ፍርዱ“ይቕረየና፤ቃልና ነኽብር” እንትብሎ“ ክላ ዓሻ ወርቂ ወይ ገንዘብ እዩ ኣቐሚጡላ ዝኸውን” ይብሎ። “እሞ እንተሓዘትኸ?” ብምባል እንትጥምቶ።“ንኽፈታ”በሎ ብኢዱ ትእዛዝ ብዝመስል ኣዘራርባ።“እንተይልካ እማ . . . ”ኢሉ ዘረብኡ እንተይወድአ ብኢዱ ነታ መኽደን ኣልዕል ኣበላ። ኣገልግል ምስ ተኸፈተት ኣብ ውሽጢ ዝነበረት ዒፍ ነፈረት።እቶም ኣዕሩኽ
“ዝፈሰሰ ዘይሕፈስ ኮይንዎም”ርእሶምሒዞም ኣ... | ብህርፋን ዝጠመታ እንታይ እያ; | {
"text": [
"ኣገልግል"
],
"answer_start": [
17
]
} | {
"text": [
"ኣገልግል"
],
"answer_start": [
17
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0217 | TIGQA-E | ብኢዱን ፍርዱን | ቁሩብ ከይፀንሐ ብኢዱ፣ነታ ኣገልግል ብህርፋን ደጋጊሙ ክጥም ታጀመረ። “ከፊትና ዝሓዘቶ ዘይንርኢ?”በሎ ንፍርዱ።
ፍርዱ“ይቕረየና፤ቃልና ነኽብር” እንትብሎ“ ክላ ዓሻ ወርቂ ወይ ገንዘብ እዩ ኣቐሚጡላ ዝኸውን” ይብሎ። “እሞ እንተሓዘትኸ?” ብምባል እንትጥምቶ።“ንኽፈታ”በሎ ብኢዱ ትእዛዝ ብዝመስል ኣዘራርባ።“እንተይልካ እማ . . . ”ኢሉ ዘረብኡ እንተይወድአ ብኢዱ ነታ መኽደን ኣልዕል ኣበላ። ኣገልግል ምስ ተኸፈተት ኣብ ውሽጢ ዝነበረት ዒፍ ነፈረት።እቶም ኣዕሩኽ
“ዝፈሰሰ ዘይሕፈስ ኮይንዎም”ርእሶምሒዞም ኣ... | ፍርዱ እንታይ በለ; | {
"text": [
"ከፊትና ዝሓዘቶ ዘይንርኢ"
],
"answer_start": [
45
]
} | {
"text": [
"ከፊትና ዝሓዘቶ ዘይንርኢ"
],
"answer_start": [
45
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0218 | TIGQA-E | ብኢዱን ፍርዱን | ቁሩብ ከይፀንሐ ብኢዱ፣ነታ ኣገልግል ብህርፋን ደጋጊሙ ክጥም ታጀመረ። “ከፊትና ዝሓዘቶ ዘይንርኢ?”በሎ ንፍርዱ።
ፍርዱ“ይቕረየና፤ቃልና ነኽብር” እንትብሎ“ ክላ ዓሻ ወርቂ ወይ ገንዘብ እዩ ኣቐሚጡላ ዝኸውን” ይብሎ። “እሞ እንተሓዘትኸ?” ብምባል እንትጥምቶ።“ንኽፈታ”በሎ ብኢዱ ትእዛዝ ብዝመስል ኣዘራርባ።“እንተይልካ እማ . . . ”ኢሉ ዘረብኡ እንተይወድአ ብኢዱ ነታ መኽደን ኣልዕል ኣበላ። ኣገልግል ምስ ተኸፈተት ኣብ ውሽጢ ዝነበረት ዒፍ ነፈረት።እቶም ኣዕሩኽ
“ዝፈሰሰ ዘይሕፈስ ኮይንዎም”ርእሶምሒዞም ኣ... | ክላ ዓሻ ወርቂ ወይ ገንዘብ እዩ ዝበለ መን እዩ; | {
"text": [
"ብኢዱ"
],
"answer_start": [
10
]
} | {
"text": [
"ብኢዱ"
],
"answer_start": [
10
]
} | [
"exact_span"
] | true |
tigqa-e-train-0219 | TIGQA-E | ብኢዱን ፍርዱን | ቁሩብ ከይፀንሐ ብኢዱ፣ነታ ኣገልግል ብህርፋን ደጋጊሙ ክጥም ታጀመረ። “ከፊትና ዝሓዘቶ ዘይንርኢ?”በሎ ንፍርዱ።
ፍርዱ“ይቕረየና፤ቃልና ነኽብር” እንትብሎ“ ክላ ዓሻ ወርቂ ወይ ገንዘብ እዩ ኣቐሚጡላ ዝኸውን” ይብሎ። “እሞ እንተሓዘትኸ?” ብምባል እንትጥምቶ።“ንኽፈታ”በሎ ብኢዱ ትእዛዝ ብዝመስል ኣዘራርባ።“እንተይልካ እማ . . . ”ኢሉ ዘረብኡ እንተይወድአ ብኢዱ ነታ መኽደን ኣልዕል ኣበላ። ኣገልግል ምስ ተኸፈተት ኣብ ውሽጢ ዝነበረት ዒፍ ነፈረት።እቶም ኣዕሩኽ
“ዝፈሰሰ ዘይሕፈስ ኮይንዎም”ርእሶምሒዞም ኣ... | ኣብ ውሽጢ ኣገልግል እንታይ ነይሩ; | {
"text": [
"ዒፍ"
],
"answer_start": [
276
]
} | {
"text": [
"ዒፍ"
],
"answer_start": [
276
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0220 | TIGQA-E | ብኢዱን ፍርዱን | ቁሩብ ከይፀንሐ ብኢዱ፣ነታ ኣገልግል ብህርፋን ደጋጊሙ ክጥም ታጀመረ። “ከፊትና ዝሓዘቶ ዘይንርኢ?”በሎ ንፍርዱ።
ፍርዱ“ይቕረየና፤ቃልና ነኽብር” እንትብሎ“ ክላ ዓሻ ወርቂ ወይ ገንዘብ እዩ ኣቐሚጡላ ዝኸውን” ይብሎ። “እሞ እንተሓዘትኸ?” ብምባል እንትጥምቶ።“ንኽፈታ”በሎ ብኢዱ ትእዛዝ ብዝመስል ኣዘራርባ።“እንተይልካ እማ . . . ”ኢሉ ዘረብኡ እንተይወድአ ብኢዱ ነታ መኽደን ኣልዕል ኣበላ። ኣገልግል ምስ ተኸፈተት ኣብ ውሽጢ ዝነበረት ዒፍ ነፈረት።እቶም ኣዕሩኽ
“ዝፈሰሰ ዘይሕፈስ ኮይንዎም”ርእሶምሒዞም ኣ... | እቶም ኣዕሩኽ ርእሶም ሒዞም ንምንታይ ኣእውዮም; | {
"text": [
"“ዝፈሰሰ ዘይሕፈስ ኮይንዎም”"
],
"answer_start": [
293
]
} | {
"text": [
"“ዝፈሰሰ ዘይሕፈስ ኮይንዎም”"
],
"answer_start": [
293
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0221 | TIGQA-E | ብኢዱን ፍርዱን | ጎይትኦም ካብ መርዓ ምስ ተመለሰ ዝገበሩዎ ኩሉ ስለ ዘጠዓሶም ብዝርዝር ነገሩዎ።“ዝተለወጥኩም መሲሉኒ ነይሩ። ቀደሙ እውን‘ በዓል ኣመልስያ ማይ ሰትዩ ይጠርጥ’እንድዩ ዝበሃል፣ቃልኩም ኣፍሪስኩም”ብምባል ንኽወፁ ብኢዱ ኣመልከቶም።”ውሳነ ጎይትኦም ብፀጋ ተቐቢሎም ካብ ዝተኣመኑሉ ገዛ እናሓዘኑ ወፅኡ። | ካብ መርዓ ዝተመለሰ መን አዩ; | {
"text": [
"ጎይትኦም"
],
"answer_start": [
0
]
} | {
"text": [
"ጎይትኦም"
],
"answer_start": [
0
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0222 | TIGQA-E | ብኢዱን ፍርዱን | ጎይትኦም ካብ መርዓ ምስ ተመለሰ ዝገበሩዎ ኩሉ ስለ ዘጠዓሶም ብዝርዝር ነገሩዎ።“ዝተለወጥኩም መሲሉኒ ነይሩ። ቀደሙ እውን‘ በዓል ኣመልስያ ማይ ሰትዩ ይጠርጥ’እንድዩ ዝበሃል፣ቃልኩም ኣፍሪስኩም”ብምባል ንኽወፁ ብኢዱ ኣመልከቶም።”ውሳነ ጎይትኦም ብፀጋ ተቐቢሎም ካብ ዝተኣመኑሉ ገዛ እናሓዘኑ ወፅኡ። | ዝገበርዎ ኩሉ ብዝርዝር ዝተናገሩ እንመን እዮም; | {
"text": [
"ብኢዱን ፍርዱን"
],
"answer_start": [
-1
]
} | {
"text": [
""
],
"answer_start": [
-1
]
} | [
"free_form"
] | true |
tigqa-e-train-0223 | TIGQA-E | ብኢዱን ፍርዱን | ጎይትኦም ካብ መርዓ ምስ ተመለሰ ዝገበሩዎ ኩሉ ስለ ዘጠዓሶም ብዝርዝር ነገሩዎ።“ዝተለወጥኩም መሲሉኒ ነይሩ። ቀደሙ እውን‘ በዓል ኣመልስያ ማይ ሰትዩ ይጠርጥ’እንድዩ ዝበሃል፣ቃልኩም ኣፍሪስኩም”ብምባል ንኽወፁ ብኢዱ ኣመልከቶም።”ውሳነ ጎይትኦም ብፀጋ ተቐቢሎም ካብ ዝተኣመኑሉ ገዛ እናሓዘኑ ወፅኡ። | ጎይትኦም እንታይ ኢልዎም; | {
"text": [
"ዝተለወጥኩም መሲሉኒ ነይሩ"
],
"answer_start": [
51
]
} | {
"text": [
"ዝተለወጥኩም መሲሉኒ ነይሩ"
],
"answer_start": [
51
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0224 | TIGQA-E | ብኢዱን ፍርዱን | ጎይትኦም ካብ መርዓ ምስ ተመለሰ ዝገበሩዎ ኩሉ ስለ ዘጠዓሶም ብዝርዝር ነገሩዎ።“ዝተለወጥኩም መሲሉኒ ነይሩ። ቀደሙ እውን‘ በዓል ኣመልስያ ማይ ሰትዩ ይጠርጥ’እንድዩ ዝበሃል፣ቃልኩም ኣፍሪስኩም”ብምባል ንኽወፁ ብኢዱ ኣመልከቶም።”ውሳነ ጎይትኦም ብፀጋ ተቐቢሎም ካብ ዝተኣመኑሉ ገዛ እናሓዘኑ ወፅኡ። | ጎይትኦም እንታይ ኢሉ መሲሉ; | {
"text": [
"በዓል ኣመልስያ ማይ ሰትዩ ይጠርጥ"
],
"answer_start": [
78
]
} | {
"text": [
"በዓል ኣመልስያ ማይ ሰትዩ ይጠርጥ"
],
"answer_start": [
78
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0225 | TIGQA-E | ብኢዱን ፍርዱን | ጎይትኦም ካብ መርዓ ምስ ተመለሰ ዝገበሩዎ ኩሉ ስለ ዘጠዓሶም ብዝርዝር ነገሩዎ።“ዝተለወጥኩም መሲሉኒ ነይሩ። ቀደሙ እውን‘ በዓል ኣመልስያ ማይ ሰትዩ ይጠርጥ’እንድዩ ዝበሃል፣ቃልኩም ኣፍሪስኩም”ብምባል ንኽወፁ ብኢዱ ኣመልከቶም።”ውሳነ ጎይትኦም ብፀጋ ተቐቢሎም ካብ ዝተኣመኑሉ ገዛ እናሓዘኑ ወፅኡ። | ጎይትኦም እንታይ ብምባል ንክወፁ ብኢዱ ኣመልኪትዎም; | {
"text": [
"ቃልኩም ኣፍሪስኩም"
],
"answer_start": [
110
]
} | {
"text": [
"ቃልኩም ኣፍሪስኩም"
],
"answer_start": [
110
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0226 | TIGQA-E | ፅልዋ መሓዛ | ራህዋ መኮነን እበሃል። ንፍዕቲ ተምሃሪት ሓምሻይ ክፍሊ እየ።ሳልሳይ ክፍሊ ክሳብ ዝበፅሕ ሓፋር ነይረ።ደቂ ክፍለይ ከምልቦም እንትፃወቱ ከፍ ኢለ እርእዮም።መምህራነይ እንትሓቱኒ እናፈለጥኩን እናኽኣልኩን ብሕፍረትን ብእንታይ ይብሉን ንሱቕ እብል። | ንፍዕቲ ተመሃሪት መን እያ; | {
"text": [
"ራህዋ መኮነን"
],
"answer_start": [
0
]
} | {
"text": [
"ራህዋ መኮነን"
],
"answer_start": [
0
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0227 | TIGQA-E | ፅልዋ መሓዛ | ራህዋ መኮነን እበሃል። ንፍዕቲ ተምሃሪት ሓምሻይ ክፍሊ እየ።ሳልሳይ ክፍሊ ክሳብ ዝበፅሕ ሓፋር ነይረ።ደቂ ክፍለይ ከምልቦም እንትፃወቱ ከፍ ኢለ እርእዮም።መምህራነይ እንትሓቱኒ እናፈለጥኩን እናኽኣልኩን ብሕፍረትን ብእንታይ ይብሉን ንሱቕ እብል። | ራህዋ ተመሃሪት ክንደይ ክፍሊ እያ; | {
"text": [
"ሓምሻይ ክፍሊ"
],
"answer_start": [
26
]
} | {
"text": [
"ሓምሻይ ክፍሊ"
],
"answer_start": [
26
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0228 | TIGQA-E | ፅልዋ መሓዛ | ራህዋ መኮነን እበሃል። ንፍዕቲ ተምሃሪት ሓምሻይ ክፍሊ እየ።ሳልሳይ ክፍሊ ክሳብ ዝበፅሕ ሓፋር ነይረ።ደቂ ክፍለይ ከምልቦም እንትፃወቱ ከፍ ኢለ እርእዮም።መምህራነይ እንትሓቱኒ እናፈለጥኩን እናኽኣልኩን ብሕፍረትን ብእንታይ ይብሉን ንሱቕ እብል። | ክሳብ ክንደይ ክፍሊ ትበፅሕ ሓፋር ነይራ; | {
"text": [
"ሳልሳይ ክፍሊ"
],
"answer_start": [
38
]
} | {
"text": [
"ሳልሳይ ክፍሊ"
],
"answer_start": [
38
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0229 | TIGQA-E | ፅልዋ መሓዛ | ራህዋ መኮነን እበሃል። ንፍዕቲ ተምሃሪት ሓምሻይ ክፍሊ እየ።ሳልሳይ ክፍሊ ክሳብ ዝበፅሕ ሓፋር ነይረ።ደቂ ክፍለይ ከምልቦም እንትፃወቱ ከፍ ኢለ እርእዮም።መምህራነይ እንትሓቱኒ እናፈለጥኩን እናኽኣልኩን ብሕፍረትን ብእንታይ ይብሉን ንሱቕ እብል። | ደቂ ክፍላ እንትፃወቱ እንታይ ትገብር ነይራ; | {
"text": [
"ኮፍ ትብል"
],
"answer_start": [
-1
]
} | {
"text": [
""
],
"answer_start": [
-1
]
} | [
"free_form"
] | true |
tigqa-e-train-0230 | TIGQA-E | ፅልዋ መሓዛ | ራህዋ መኮነን እበሃል። ንፍዕቲ ተምሃሪት ሓምሻይ ክፍሊ እየ።ሳልሳይ ክፍሊ ክሳብ ዝበፅሕ ሓፋር ነይረ።ደቂ ክፍለይ ከምልቦም እንትፃወቱ ከፍ ኢለ እርእዮም።መምህራነይ እንትሓቱኒ እናፈለጥኩን እናኽኣልኩን ብሕፍረትን ብእንታይ ይብሉን ንሱቕ እብል። | መምህራና እንትሓትዋ እንታይ ትብል ነይራ; | {
"text": [
"ሱቕ"
],
"answer_start": [
146
]
} | {
"text": [
"ሱቕ"
],
"answer_start": [
146
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0231 | TIGQA-E | ፅልዋ መሓዛ | ካብ ኣፀደ ህፃናት ክሳብ ሳልሳይ ክፍሊ ዝቀራረባ ኤደን ትበሃል ሓፋር መሓዛ ነይራትኒ።“ኣነ ዝበልኩኺ ግበሪ” ዝብል ገታር ባህርይ ነይሩዋ። ኩሎም እትደልዮም ንኽገብር እናፈራረሐት ተገድደኒ ነይራ። ሕቶ ንኽምልስ ኢደይ እንተውፅእ“ግደፊ ሱቕ በሊ”፣ክፃወት ምስ ቈልዑ እንትሕወስ ደጋጊማ “ግደፊ ኮፍ በሊ”ብምባል ብኽዳነይ ትሕዘኒ።“ ንምንታይ ዘይንፃወት” እንተበልኩዋ ግደፊ ጥራሕ ትብለኒ ነይራ። ኩነታት ኤደን የመና ፀልዩኒ ቀስ ብቐስ ሓፋር ክኸውን ጀሚረ። እናደለኹ ሱቕ ምባል ምስ በዝሐ ባህሪ ኤደን ወሪሰ ሓ... | መን ትበሃል ሓፋር መሓዛ ነይራታ; | {
"text": [
"ኤደን"
],
"answer_start": [
31
]
} | {
"text": [
"ኤደን"
],
"answer_start": [
31
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0232 | TIGQA-E | ፅልዋ መሓዛ | ካብ ኣፀደ ህፃናት ክሳብ ሳልሳይ ክፍሊ ዝቀራረባ ኤደን ትበሃል ሓፋር መሓዛ ነይራትኒ።“ኣነ ዝበልኩኺ ግበሪ” ዝብል ገታር ባህርይ ነይሩዋ። ኩሎም እትደልዮም ንኽገብር እናፈራረሐት ተገድደኒ ነይራ። ሕቶ ንኽምልስ ኢደይ እንተውፅእ“ግደፊ ሱቕ በሊ”፣ክፃወት ምስ ቈልዑ እንትሕወስ ደጋጊማ “ግደፊ ኮፍ በሊ”ብምባል ብኽዳነይ ትሕዘኒ።“ ንምንታይ ዘይንፃወት” እንተበልኩዋ ግደፊ ጥራሕ ትብለኒ ነይራ። ኩነታት ኤደን የመና ፀልዩኒ ቀስ ብቐስ ሓፋር ክኸውን ጀሚረ። እናደለኹ ሱቕ ምባል ምስ በዝሐ ባህሪ ኤደን ወሪሰ ሓ... | ካበይ ጀሚረን ይቀራረባ ነይረን; | {
"text": [
"ካብ ኣፀደ ህፃናት ክሳብ ሳልሳይ ክፍሊ"
],
"answer_start": [
0
]
} | {
"text": [
"ካብ ኣፀደ ህፃናት ክሳብ ሳልሳይ ክፍሊ"
],
"answer_start": [
0
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0233 | TIGQA-E | ፅልዋ መሓዛ | ካብ ኣፀደ ህፃናት ክሳብ ሳልሳይ ክፍሊ ዝቀራረባ ኤደን ትበሃል ሓፋር መሓዛ ነይራትኒ።“ኣነ ዝበልኩኺ ግበሪ” ዝብል ገታር ባህርይ ነይሩዋ። ኩሎም እትደልዮም ንኽገብር እናፈራረሐት ተገድደኒ ነይራ። ሕቶ ንኽምልስ ኢደይ እንተውፅእ“ግደፊ ሱቕ በሊ”፣ክፃወት ምስ ቈልዑ እንትሕወስ ደጋጊማ “ግደፊ ኮፍ በሊ”ብምባል ብኽዳነይ ትሕዘኒ።“ ንምንታይ ዘይንፃወት” እንተበልኩዋ ግደፊ ጥራሕ ትብለኒ ነይራ። ኩነታት ኤደን የመና ፀልዩኒ ቀስ ብቐስ ሓፋር ክኸውን ጀሚረ። እናደለኹ ሱቕ ምባል ምስ በዝሐ ባህሪ ኤደን ወሪሰ ሓ... | መሓዛ ራህዋ እንታይ ዓይነት ባህሪ ነይርዋ; | {
"text": [
"ገታር ባህርይ"
],
"answer_start": [
73
]
} | {
"text": [
"ገታር ባህርይ"
],
"answer_start": [
73
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0234 | TIGQA-E | ፅልዋ መሓዛ | ካብ ኣፀደ ህፃናት ክሳብ ሳልሳይ ክፍሊ ዝቀራረባ ኤደን ትበሃል ሓፋር መሓዛ ነይራትኒ።“ኣነ ዝበልኩኺ ግበሪ” ዝብል ገታር ባህርይ ነይሩዋ። ኩሎም እትደልዮም ንኽገብር እናፈራረሐት ተገድደኒ ነይራ። ሕቶ ንኽምልስ ኢደይ እንተውፅእ“ግደፊ ሱቕ በሊ”፣ክፃወት ምስ ቈልዑ እንትሕወስ ደጋጊማ “ግደፊ ኮፍ በሊ”ብምባል ብኽዳነይ ትሕዘኒ።“ ንምንታይ ዘይንፃወት” እንተበልኩዋ ግደፊ ጥራሕ ትብለኒ ነይራ። ኩነታት ኤደን የመና ፀልዩኒ ቀስ ብቐስ ሓፋር ክኸውን ጀሚረ። እናደለኹ ሱቕ ምባል ምስ በዝሐ ባህሪ ኤደን ወሪሰ ሓ... | ኤደን ንራህዋ እንታይ ትብላ ነይራ; | {
"text": [
"ግደፊ ሱቕ በሊ"
],
"answer_start": [
144
]
} | {
"text": [
"ግደፊ ሱቕ በሊ"
],
"answer_start": [
144
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0235 | TIGQA-E | ፅልዋ መሓዛ | ካብ ኣፀደ ህፃናት ክሳብ ሳልሳይ ክፍሊ ዝቀራረባ ኤደን ትበሃል ሓፋር መሓዛ ነይራትኒ።“ኣነ ዝበልኩኺ ግበሪ” ዝብል ገታር ባህርይ ነይሩዋ። ኩሎም እትደልዮም ንኽገብር እናፈራረሐት ተገድደኒ ነይራ። ሕቶ ንኽምልስ ኢደይ እንተውፅእ“ግደፊ ሱቕ በሊ”፣ክፃወት ምስ ቈልዑ እንትሕወስ ደጋጊማ “ግደፊ ኮፍ በሊ”ብምባል ብኽዳነይ ትሕዘኒ።“ ንምንታይ ዘይንፃወት” እንተበልኩዋ ግደፊ ጥራሕ ትብለኒ ነይራ። ኩነታት ኤደን የመና ፀልዩኒ ቀስ ብቐስ ሓፋር ክኸውን ጀሚረ። እናደለኹ ሱቕ ምባል ምስ በዝሐ ባህሪ ኤደን ወሪሰ ሓ... | ራህዋ ካብ ኤደን እንታይ ወሪሳ; | {
"text": [
"ሕፍረት"
],
"answer_start": [
-1
]
} | {
"text": [
""
],
"answer_start": [
-1
]
} | [
"free_form"
] | true |
tigqa-e-train-0236 | TIGQA-E | ፅልዋ መሓዛ | ኣብ ሳልሳይ ክፍሊ ካልኣይ መንፈቕ ዓመት ምስ ኤደን ተፈላሊና። ወለዳ ብስራሕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ስለ ዝተቐየሩ ሒዞምዋ ከይዶም። ብድሕሪኣ ምስ ኣስኳል ተቐራሪበ ምሕዝነት ጀሚረ።ኣስኳል ብትምህርታ ንፍዕቲ፣ሰሓቒት፣ተፃዋቲትን ደፋርን ነይራ። ምስ ኣወዳት ኩዕሶ እግሪ ትፃወት።እትኽእሎን እትፈልጦን ንምትግባር
ሰጋእ ኣይትብልን።“ተምሃራይ ዝኽእሎን ዝደልዮን ክገብር ኣለዎ።” ዝበል ቅዋም ነይርዋ። ንዓይ እውን“ ተፃወቲ፣ኣይትሕፈሪ”እናበለት ክተተባብዐንን ኢደይ ሒዛ ክትወስደ ንንጀሚራ። | ራህዋ ካብ ኤደን መዓዝ ተፈላልያ; | {
"text": [
"ኣብ ሳልሳይ ክፍሊ ካልኣይ መንፈቕ ዓመት"
],
"answer_start": [
0
]
} | {
"text": [
"ኣብ ሳልሳይ ክፍሊ ካልኣይ መንፈቕ ዓመት"
],
"answer_start": [
0
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0237 | TIGQA-E | ፅልዋ መሓዛ | ኣብ ሳልሳይ ክፍሊ ካልኣይ መንፈቕ ዓመት ምስ ኤደን ተፈላሊና። ወለዳ ብስራሕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ስለ ዝተቐየሩ ሒዞምዋ ከይዶም። ብድሕሪኣ ምስ ኣስኳል ተቐራሪበ ምሕዝነት ጀሚረ።ኣስኳል ብትምህርታ ንፍዕቲ፣ሰሓቒት፣ተፃዋቲትን ደፋርን ነይራ። ምስ ኣወዳት ኩዕሶ እግሪ ትፃወት።እትኽእሎን እትፈልጦን ንምትግባር
ሰጋእ ኣይትብልን።“ተምሃራይ ዝኽእሎን ዝደልዮን ክገብር ኣለዎ።” ዝበል ቅዋም ነይርዋ። ንዓይ እውን“ ተፃወቲ፣ኣይትሕፈሪ”እናበለት ክተተባብዐንን ኢደይ ሒዛ ክትወስደ ንንጀሚራ። | ኤደን ምስ ወለዳ ናበይ ከይዳ; | {
"text": [
"ናብ ኣዲስ ኣበባ"
],
"answer_start": [
49
]
} | {
"text": [
"ናብ ኣዲስ ኣበባ"
],
"answer_start": [
49
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0238 | TIGQA-E | ፅልዋ መሓዛ | ኣብ ሳልሳይ ክፍሊ ካልኣይ መንፈቕ ዓመት ምስ ኤደን ተፈላሊና። ወለዳ ብስራሕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ስለ ዝተቐየሩ ሒዞምዋ ከይዶም። ብድሕሪኣ ምስ ኣስኳል ተቐራሪበ ምሕዝነት ጀሚረ።ኣስኳል ብትምህርታ ንፍዕቲ፣ሰሓቒት፣ተፃዋቲትን ደፋርን ነይራ። ምስ ኣወዳት ኩዕሶ እግሪ ትፃወት።እትኽእሎን እትፈልጦን ንምትግባር
ሰጋእ ኣይትብልን።“ተምሃራይ ዝኽእሎን ዝደልዮን ክገብር ኣለዎ።” ዝበል ቅዋም ነይርዋ። ንዓይ እውን“ ተፃወቲ፣ኣይትሕፈሪ”እናበለት ክተተባብዐንን ኢደይ ሒዛ ክትወስደ ንንጀሚራ። | ድሕሪ ኤደን ራህዋ ምስ መን ምሕዝነት ጀሚራ; | {
"text": [
"ምስ ኣስኳል"
],
"answer_start": [
86
]
} | {
"text": [
"ምስ ኣስኳል"
],
"answer_start": [
86
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0239 | TIGQA-E | ፅልዋ መሓዛ | ኣብ ሳልሳይ ክፍሊ ካልኣይ መንፈቕ ዓመት ምስ ኤደን ተፈላሊና። ወለዳ ብስራሕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ስለ ዝተቐየሩ ሒዞምዋ ከይዶም። ብድሕሪኣ ምስ ኣስኳል ተቐራሪበ ምሕዝነት ጀሚረ።ኣስኳል ብትምህርታ ንፍዕቲ፣ሰሓቒት፣ተፃዋቲትን ደፋርን ነይራ። ምስ ኣወዳት ኩዕሶ እግሪ ትፃወት።እትኽእሎን እትፈልጦን ንምትግባር
ሰጋእ ኣይትብልን።“ተምሃራይ ዝኽእሎን ዝደልዮን ክገብር ኣለዎ።” ዝበል ቅዋም ነይርዋ። ንዓይ እውን“ ተፃወቲ፣ኣይትሕፈሪ”እናበለት ክተተባብዐንን ኢደይ ሒዛ ክትወስደ ንንጀሚራ። | ኣስኳል ብትምህርታ እንታይ ነይራ; | {
"text": [
"ንፍዕቲ"
],
"answer_start": [
122
]
} | {
"text": [
"ንፍዕቲ"
],
"answer_start": [
122
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0240 | TIGQA-E | ፅልዋ መሓዛ | ኣብ ሳልሳይ ክፍሊ ካልኣይ መንፈቕ ዓመት ምስ ኤደን ተፈላሊና። ወለዳ ብስራሕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ስለ ዝተቐየሩ ሒዞምዋ ከይዶም። ብድሕሪኣ ምስ ኣስኳል ተቐራሪበ ምሕዝነት ጀሚረ።ኣስኳል ብትምህርታ ንፍዕቲ፣ሰሓቒት፣ተፃዋቲትን ደፋርን ነይራ። ምስ ኣወዳት ኩዕሶ እግሪ ትፃወት።እትኽእሎን እትፈልጦን ንምትግባር
ሰጋእ ኣይትብልን።“ተምሃራይ ዝኽእሎን ዝደልዮን ክገብር ኣለዎ።” ዝበል ቅዋም ነይርዋ። ንዓይ እውን“ ተፃወቲ፣ኣይትሕፈሪ”እናበለት ክተተባብዐንን ኢደይ ሒዛ ክትወስደ ንንጀሚራ። | ኣስኳል እንታይ ዝብል ቅዋም ነይርዋ; | {
"text": [
"ተምሃራይ ዝኽእሎን ዝደልዮን ክገብር ኣለዎ"
],
"answer_start": [
203
]
} | {
"text": [
"ተምሃራይ ዝኽእሎን ዝደልዮን ክገብር ኣለዎ"
],
"answer_start": [
203
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0241 | TIGQA-E | ፅልዋ መሓዛ | ኣስኳል ክስከፍን ድሕር ክብልን እንተርእያትኒ ከም ነብሪ ሕኒን ኢላ ክተሓንቀኒ ትብል። “ጓል ስለ ዝኾንኪ ዲኺ ትሓፍሪ” እናበለት ትፀርፈኒ። ድሕሪኡ ብሰንኪ ኤደን ዝለመድኩዎ ሕፍረት ቀስ ብቐስ ከጥፍኦ ጀሚረ። ሐዚ እማ መን ከማይ።ኣብ ትምህርተይ ንጥፍትን ደፋርን ኮይነ። ብመምህራን ዝወሃቡ ንጥፈታት ቀዲም ካብ ምምላስ ዝወዳደረኒ ሰኣንኩ።ዘይተረድኣኒ ብዘይምስካፍ እሓትት።ብናፅነት ሓሳበ ይእገልፅ። | ከም ነብሪ ሕኒን ትብል መን እያ; | {
"text": [
"ኣስኳል"
],
"answer_start": [
0
]
} | {
"text": [
"ኣስኳል"
],
"answer_start": [
0
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0242 | TIGQA-E | ፅልዋ መሓዛ | ኣስኳል ክስከፍን ድሕር ክብልን እንተርእያትኒ ከም ነብሪ ሕኒን ኢላ ክተሓንቀኒ ትብል። “ጓል ስለ ዝኾንኪ ዲኺ ትሓፍሪ” እናበለት ትፀርፈኒ። ድሕሪኡ ብሰንኪ ኤደን ዝለመድኩዎ ሕፍረት ቀስ ብቐስ ከጥፍኦ ጀሚረ። ሐዚ እማ መን ከማይ።ኣብ ትምህርተይ ንጥፍትን ደፋርን ኮይነ። ብመምህራን ዝወሃቡ ንጥፈታት ቀዲም ካብ ምምላስ ዝወዳደረኒ ሰኣንኩ።ዘይተረድኣኒ ብዘይምስካፍ እሓትት።ብናፅነት ሓሳበ ይእገልፅ። | ኣስኳል እንታይ እናበለት ትፃረፍ; | {
"text": [
"“ጓል ስለ ዝኾንኪ ዲኺ ትሓፍሪ”"
],
"answer_start": [
55
]
} | {
"text": [
"“ጓል ስለ ዝኾንኪ ዲኺ ትሓፍሪ”"
],
"answer_start": [
55
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0243 | TIGQA-E | ፅልዋ መሓዛ | ኣስኳል ክስከፍን ድሕር ክብልን እንተርእያትኒ ከም ነብሪ ሕኒን ኢላ ክተሓንቀኒ ትብል። “ጓል ስለ ዝኾንኪ ዲኺ ትሓፍሪ” እናበለት ትፀርፈኒ። ድሕሪኡ ብሰንኪ ኤደን ዝለመድኩዎ ሕፍረት ቀስ ብቐስ ከጥፍኦ ጀሚረ። ሐዚ እማ መን ከማይ።ኣብ ትምህርተይ ንጥፍትን ደፋርን ኮይነ። ብመምህራን ዝወሃቡ ንጥፈታት ቀዲም ካብ ምምላስ ዝወዳደረኒ ሰኣንኩ።ዘይተረድኣኒ ብዘይምስካፍ እሓትት።ብናፅነት ሓሳበ ይእገልፅ። | ራህዋ ድሕሪኡ እንታይ ኮነት; | {
"text": [
"ሕፍረት ቀስ ብቐስ ከተጥፍኦ ጀሚራ"
],
"answer_start": [
-1
]
} | {
"text": [
"ሕፍረት ቀስ ብቐስ ከጥፍኦ ጀሚረ"
],
"answer_start": [
110
]
} | [
"morphological_variant"
] | true |
tigqa-e-train-0244 | TIGQA-E | ፅልዋ መሓዛ | ኣስኳል ክስከፍን ድሕር ክብልን እንተርእያትኒ ከም ነብሪ ሕኒን ኢላ ክተሓንቀኒ ትብል። “ጓል ስለ ዝኾንኪ ዲኺ ትሓፍሪ” እናበለት ትፀርፈኒ። ድሕሪኡ ብሰንኪ ኤደን ዝለመድኩዎ ሕፍረት ቀስ ብቐስ ከጥፍኦ ጀሚረ። ሐዚ እማ መን ከማይ።ኣብ ትምህርተይ ንጥፍትን ደፋርን ኮይነ። ብመምህራን ዝወሃቡ ንጥፈታት ቀዲም ካብ ምምላስ ዝወዳደረኒ ሰኣንኩ።ዘይተረድኣኒ ብዘይምስካፍ እሓትት።ብናፅነት ሓሳበ ይእገልፅ። | ብመምህራና ዝወሃባ ሕቶታት እንታይ ምግባር ጀሚራ; | {
"text": [
"ቀዲምካ ምምላስ"
],
"answer_start": [
-1
]
} | {
"text": [
"ቀዲም ካብ ምምላስ"
],
"answer_start": [
189
]
} | [
"morphological_variant"
] | true |
tigqa-e-train-0245 | TIGQA-E | ፅልዋ መሓዛ | ኣስኳል ክስከፍን ድሕር ክብልን እንተርእያትኒ ከም ነብሪ ሕኒን ኢላ ክተሓንቀኒ ትብል። “ጓል ስለ ዝኾንኪ ዲኺ ትሓፍሪ” እናበለት ትፀርፈኒ። ድሕሪኡ ብሰንኪ ኤደን ዝለመድኩዎ ሕፍረት ቀስ ብቐስ ከጥፍኦ ጀሚረ። ሐዚ እማ መን ከማይ።ኣብ ትምህርተይ ንጥፍትን ደፋርን ኮይነ። ብመምህራን ዝወሃቡ ንጥፈታት ቀዲም ካብ ምምላስ ዝወዳደረኒ ሰኣንኩ።ዘይተረድኣኒ ብዘይምስካፍ እሓትት።ብናፅነት ሓሳበ ይእገልፅ። | ሓሳባ ብምንታይ ትገልፅ; | {
"text": [
"ብናፅነት"
],
"answer_start": [
234
]
} | {
"text": [
"ብናፅነት"
],
"answer_start": [
234
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0246 | TIGQA-E | ፅልዋ መሓዛ | መምህራነይ ብዘምፃእኹዎ ለውጢ ተሓጐሱ።“ካበይ ዝመፀ እዩ?” እናበሉ ድማ ሓተቱኒ። ኣስኳል መርኣያ ከም ዝኾነትኒ ብኹርዓት ገለፅኩሎም። ብርግፅ ድፍረትን ንጥፈትን ኣስኳል ኣብ ውሽጠይ ዝነበረ ዓቕሚ ከውፅእ ኣተባቢዑኒ እዩ። ናይ ኣስኳል ፅልዋ ሐዚ ኮይነ እንትሓስቦ ባህረይ ንምቕያር ከም ዝሓገዘኒ እርዳእ። | መምህራን ንምንታይ ተሓጓሶም; | {
"text": [
"ብዘምፃእኹዎ ለውጢ"
],
"answer_start": [
7
]
} | {
"text": [
"ብዘምፃእኹዎ ለውጢ"
],
"answer_start": [
7
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0247 | TIGQA-E | ፅልዋ መሓዛ | መምህራነይ ብዘምፃእኹዎ ለውጢ ተሓጐሱ።“ካበይ ዝመፀ እዩ?” እናበሉ ድማ ሓተቱኒ። ኣስኳል መርኣያ ከም ዝኾነትኒ ብኹርዓት ገለፅኩሎም። ብርግፅ ድፍረትን ንጥፈትን ኣስኳል ኣብ ውሽጠይ ዝነበረ ዓቕሚ ከውፅእ ኣተባቢዑኒ እዩ። ናይ ኣስኳል ፅልዋ ሐዚ ኮይነ እንትሓስቦ ባህረይ ንምቕያር ከም ዝሓገዘኒ እርዳእ። | መምህራን እንታይ እናበሉ ሓተቱ? | {
"text": [
"ካበይ ዝመፀ እዩ"
],
"answer_start": [
25
]
} | {
"text": [
"ካበይ ዝመፀ እዩ"
],
"answer_start": [
25
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0248 | TIGQA-E | ፅልዋ መሓዛ | መምህራነይ ብዘምፃእኹዎ ለውጢ ተሓጐሱ።“ካበይ ዝመፀ እዩ?” እናበሉ ድማ ሓተቱኒ። ኣስኳል መርኣያ ከም ዝኾነትኒ ብኹርዓት ገለፅኩሎም። ብርግፅ ድፍረትን ንጥፈትን ኣስኳል ኣብ ውሽጠይ ዝነበረ ዓቕሚ ከውፅእ ኣተባቢዑኒ እዩ። ናይ ኣስኳል ፅልዋ ሐዚ ኮይነ እንትሓስቦ ባህረይ ንምቕያር ከም ዝሓገዘኒ እርዳእ። | መርኣያ ራህዋ መን እያ? | {
"text": [
"ኣስኳል"
],
"answer_start": [
52
]
} | {
"text": [
"ኣስኳል"
],
"answer_start": [
52
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0249 | TIGQA-E | ፅልዋ መሓዛ | መምህራነይ ብዘምፃእኹዎ ለውጢ ተሓጐሱ።“ካበይ ዝመፀ እዩ?” እናበሉ ድማ ሓተቱኒ። ኣስኳል መርኣያ ከም ዝኾነትኒ ብኹርዓት ገለፅኩሎም። ብርግፅ ድፍረትን ንጥፈትን ኣስኳል ኣብ ውሽጠይ ዝነበረ ዓቕሚ ከውፅእ ኣተባቢዑኒ እዩ። ናይ ኣስኳል ፅልዋ ሐዚ ኮይነ እንትሓስቦ ባህረይ ንምቕያር ከም ዝሓገዘኒ እርዳእ። | ናይ ኣስኳል ፅልዋ ባህሪ መን ቐይሩ? | {
"text": [
"ባህሪ ራህዋ"
],
"answer_start": [
-1
]
} | {
"text": [
""
],
"answer_start": [
-1
]
} | [
"free_form"
] | true |
tigqa-e-train-0250 | TIGQA-E | ፅልዋ መሓዛ | መምህራነይ ብዘምፃእኹዎ ለውጢ ተሓጐሱ።“ካበይ ዝመፀ እዩ?” እናበሉ ድማ ሓተቱኒ። ኣስኳል መርኣያ ከም ዝኾነትኒ ብኹርዓት ገለፅኩሎም። ብርግፅ ድፍረትን ንጥፈትን ኣስኳል ኣብ ውሽጠይ ዝነበረ ዓቕሚ ከውፅእ ኣተባቢዑኒ እዩ። ናይ ኣስኳል ፅልዋ ሐዚ ኮይነ እንትሓስቦ ባህረይ ንምቕያር ከም ዝሓገዘኒ እርዳእ። | ድፍረትን ንጥፈትን ኣስኳል እንታይ ንክተውፅእ ኣተባቢዕዋ; | {
"text": [
"ኣብ ውሽጣ ዝነበረ ዓቕሚ"
],
"answer_start": [
-1
]
} | {
"text": [
"ኣብ ውሽጠይ ዝነበረ ዓቕሚ"
],
"answer_start": [
107
]
} | [
"morphological_variant"
] | true |
tigqa-e-train-0251 | TIGQA-E | ፅልዋ መሓዛ | ኣብ ቁልዕነት ፅልዋ መሓዛ ቀሊል ከም ዘይኮነ ፈለጥኩ።ኣነ ባዕለይ ፈለማ ብኤደን ቀፂሉ ብኣስኳል ዝኾንኩዎም ተማሂረሎም እየ። ሰነፍ መሓዛን ንፉዕ ከስንፎ፤ ንፉዕ ድማ ንሰነፍ ከንፍዖ ይኽእል። ካብ ተመኩሮይ ተበጊሰ ዝሓፍሩን ዝፈርሑን መሓዙተይ ብምቅርራብ እናመኸርኩ ኣትቢዐዮም። ገብረን ዘምዘምን ኣይዞኹም እናበልኩን ኽነፍዑ ፀልየዮም። ርእስኻ ኣድኒንካ ሱቕ ካብ ምባል ሕቶ እንትሕተትን ምምላስ ናብ ምቅድዳም ተሰጋጊሮም። ሐዚ ተፋቒርና እንትንምሃር ጥምረትናን ምድግጋፍናንን ዝርእይ ዘቕንእ እዩ። | ኣብ ቁልዕነት ቀሊል ዘይኮነ እንታይ እዩ; | {
"text": [
"ፅልዋ መሓዛ"
],
"answer_start": [
9
]
} | {
"text": [
"ፅልዋ መሓዛ"
],
"answer_start": [
9
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0252 | TIGQA-E | ፅልዋ መሓዛ | ኣብ ቁልዕነት ፅልዋ መሓዛ ቀሊል ከም ዘይኮነ ፈለጥኩ።ኣነ ባዕለይ ፈለማ ብኤደን ቀፂሉ ብኣስኳል ዝኾንኩዎም ተማሂረሎም እየ። ሰነፍ መሓዛን ንፉዕ ከስንፎ፤ ንፉዕ ድማ ንሰነፍ ከንፍዖ ይኽእል። ካብ ተመኩሮይ ተበጊሰ ዝሓፍሩን ዝፈርሑን መሓዙተይ ብምቅርራብ እናመኸርኩ ኣትቢዐዮም። ገብረን ዘምዘምን ኣይዞኹም እናበልኩን ኽነፍዑ ፀልየዮም። ርእስኻ ኣድኒንካ ሱቕ ካብ ምባል ሕቶ እንትሕተትን ምምላስ ናብ ምቅድዳም ተሰጋጊሮም። ሐዚ ተፋቒርና እንትንምሃር ጥምረትናን ምድግጋፍናንን ዝርእይ ዘቕንእ እዩ። | ራህዋ ንባዕላ ብመንን መንን ተማሂራ; | {
"text": [
"ፈለማ ብኤደን ቀፂሉ ብኣስኳል"
],
"answer_start": [
42
]
} | {
"text": [
"ፈለማ ብኤደን ቀፂሉ ብኣስኳል"
],
"answer_start": [
42
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0253 | TIGQA-E | ፅልዋ መሓዛ | ኣብ ቁልዕነት ፅልዋ መሓዛ ቀሊል ከም ዘይኮነ ፈለጥኩ።ኣነ ባዕለይ ፈለማ ብኤደን ቀፂሉ ብኣስኳል ዝኾንኩዎም ተማሂረሎም እየ። ሰነፍ መሓዛን ንፉዕ ከስንፎ፤ ንፉዕ ድማ ንሰነፍ ከንፍዖ ይኽእል። ካብ ተመኩሮይ ተበጊሰ ዝሓፍሩን ዝፈርሑን መሓዙተይ ብምቅርራብ እናመኸርኩ ኣትቢዐዮም። ገብረን ዘምዘምን ኣይዞኹም እናበልኩን ኽነፍዑ ፀልየዮም። ርእስኻ ኣድኒንካ ሱቕ ካብ ምባል ሕቶ እንትሕተትን ምምላስ ናብ ምቅድዳም ተሰጋጊሮም። ሐዚ ተፋቒርና እንትንምሃር ጥምረትናን ምድግጋፍናንን ዝርእይ ዘቕንእ እዩ። | ሰነፍ መሓዛ ንንፉዕ ከም ዘስንፎ ንፉዕ ድማ ንሰነፍ እንታይ ይገብሮ; | {
"text": [
"የንፍዖ"
],
"answer_start": [
-1
]
} | {
"text": [
""
],
"answer_start": [
-1
]
} | [
"free_form"
] | true |
tigqa-e-train-0254 | TIGQA-E | ፅልዋ መሓዛ | ኣብ ቁልዕነት ፅልዋ መሓዛ ቀሊል ከም ዘይኮነ ፈለጥኩ።ኣነ ባዕለይ ፈለማ ብኤደን ቀፂሉ ብኣስኳል ዝኾንኩዎም ተማሂረሎም እየ። ሰነፍ መሓዛን ንፉዕ ከስንፎ፤ ንፉዕ ድማ ንሰነፍ ከንፍዖ ይኽእል። ካብ ተመኩሮይ ተበጊሰ ዝሓፍሩን ዝፈርሑን መሓዙተይ ብምቅርራብ እናመኸርኩ ኣትቢዐዮም። ገብረን ዘምዘምን ኣይዞኹም እናበልኩን ኽነፍዑ ፀልየዮም። ርእስኻ ኣድኒንካ ሱቕ ካብ ምባል ሕቶ እንትሕተትን ምምላስ ናብ ምቅድዳም ተሰጋጊሮም። ሐዚ ተፋቒርና እንትንምሃር ጥምረትናን ምድግጋፍናንን ዝርእይ ዘቕንእ እዩ። | ራህዋ እንታይ ምግባር ጀሚራ; | {
"text": [
"ንዝሓፍሩ መሓዙታ ምምኻር"
],
"answer_start": [
-1
]
} | {
"text": [
""
],
"answer_start": [
-1
]
} | [
"free_form"
] | true |
tigqa-e-train-0255 | TIGQA-E | ፅልዋ መሓዛ | ኣብ ቁልዕነት ፅልዋ መሓዛ ቀሊል ከም ዘይኮነ ፈለጥኩ።ኣነ ባዕለይ ፈለማ ብኤደን ቀፂሉ ብኣስኳል ዝኾንኩዎም ተማሂረሎም እየ። ሰነፍ መሓዛን ንፉዕ ከስንፎ፤ ንፉዕ ድማ ንሰነፍ ከንፍዖ ይኽእል። ካብ ተመኩሮይ ተበጊሰ ዝሓፍሩን ዝፈርሑን መሓዙተይ ብምቅርራብ እናመኸርኩ ኣትቢዐዮም። ገብረን ዘምዘምን ኣይዞኹም እናበልኩን ኽነፍዑ ፀልየዮም። ርእስኻ ኣድኒንካ ሱቕ ካብ ምባል ሕቶ እንትሕተትን ምምላስ ናብ ምቅድዳም ተሰጋጊሮም። ሐዚ ተፋቒርና እንትንምሃር ጥምረትናን ምድግጋፍናንን ዝርእይ ዘቕንእ እዩ። | ራህዋ ንመንን መንን ፅልያቶም; | {
"text": [
"ንገብረን ዘምዘምን"
],
"answer_start": [
-1
]
} | {
"text": [
"ገብረን ዘምዘምን"
],
"answer_start": [
175
]
} | [
"morphological_variant"
] | true |
tigqa-e-train-0256 | TIGQA-E | ብኽለት ማይ | ማይ ዝተፈላለዩ ረብሓታት ዝህብ ተፈጥሮኣዊ ሃብቲ እዩ። ካብ ረብሓታቱ ህይወታውያን ንኽነብሩ ዝህቦ ጥቕሚ ብቐዳምነት ይጥቀስ። እዚ ረብሓ ንኽቕፅልን ማይ ብኣግባቡ ምጥቃምን ምኽንኻንን የድሊ። ይኹን እምበር ከም ሩባታት፣ ዒላታትን ቃላያትን ዝበሉ ማያዊ ኣካላት ብሰንኪ ሰባት እንትረስሑ ይርኣዩ። እቲ ርስሓት ነቲ ማይ ይብክሎ። ማይ ብዝተፈላለዩ መንገድታት ክብከል ይኽእል። | ማይ እንታይ እዩ? | {
"text": [
"ተፈጥሮኣዊ ሃብቲ"
],
"answer_start": [
20
]
} | {
"text": [
"ተፈጥሮኣዊ ሃብቲ"
],
"answer_start": [
20
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0257 | TIGQA-E | ብኽለት ማይ | ማይ ዝተፈላለዩ ረብሓታት ዝህብ ተፈጥሮኣዊ ሃብቲ እዩ። ካብ ረብሓታቱ ህይወታውያን ንኽነብሩ ዝህቦ ጥቕሚ ብቐዳምነት ይጥቀስ። እዚ ረብሓ ንኽቕፅልን ማይ ብኣግባቡ ምጥቃምን ምኽንኻንን የድሊ። ይኹን እምበር ከም ሩባታት፣ ዒላታትን ቃላያትን ዝበሉ ማያዊ ኣካላት ብሰንኪ ሰባት እንትረስሑ ይርኣዩ። እቲ ርስሓት ነቲ ማይ ይብክሎ። ማይ ብዝተፈላለዩ መንገድታት ክብከል ይኽእል። | ጥቕሚ ማይ እንታይ እዩ? | {
"text": [
"ህይወታውያን ንኽነብሩ"
],
"answer_start": [
44
]
} | {
"text": [
"ህይወታውያን ንኽነብሩ"
],
"answer_start": [
44
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0258 | TIGQA-E | ብኽለት ማይ | ማይ ዝተፈላለዩ ረብሓታት ዝህብ ተፈጥሮኣዊ ሃብቲ እዩ። ካብ ረብሓታቱ ህይወታውያን ንኽነብሩ ዝህቦ ጥቕሚ ብቐዳምነት ይጥቀስ። እዚ ረብሓ ንኽቕፅልን ማይ ብኣግባቡ ምጥቃምን ምኽንኻንን የድሊ። ይኹን እምበር ከም ሩባታት፣ ዒላታትን ቃላያትን ዝበሉ ማያዊ ኣካላት ብሰንኪ ሰባት እንትረስሑ ይርኣዩ። እቲ ርስሓት ነቲ ማይ ይብክሎ። ማይ ብዝተፈላለዩ መንገድታት ክብከል ይኽእል። | ብሰንኪ ሰባት ዝረስሑ እንታይ አዮም? | {
"text": [
"ማያዊ ኣካላት"
],
"answer_start": [
154
]
} | {
"text": [
"ማያዊ ኣካላት"
],
"answer_start": [
154
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0259 | TIGQA-E | ብኽለት ማይ | ማይ ዝተፈላለዩ ረብሓታት ዝህብ ተፈጥሮኣዊ ሃብቲ እዩ። ካብ ረብሓታቱ ህይወታውያን ንኽነብሩ ዝህቦ ጥቕሚ ብቐዳምነት ይጥቀስ። እዚ ረብሓ ንኽቕፅልን ማይ ብኣግባቡ ምጥቃምን ምኽንኻንን የድሊ። ይኹን እምበር ከም ሩባታት፣ ዒላታትን ቃላያትን ዝበሉ ማያዊ ኣካላት ብሰንኪ ሰባት እንትረስሑ ይርኣዩ። እቲ ርስሓት ነቲ ማይ ይብክሎ። ማይ ብዝተፈላለዩ መንገድታት ክብከል ይኽእል። | ረብሓ ማይ ንክቕፅል እንታይ ምግባር የድሊ? | {
"text": [
"ማይ ብኣግባቡ ምጥቃምን ምክንኻንን"
],
"answer_start": [
-1
]
} | {
"text": [
"ማይ ብኣግባቡ ምጥቃምን ምኽንኻንን"
],
"answer_start": [
93
]
} | [
"morphological_variant"
] | true |
tigqa-e-train-0260 | TIGQA-E | ብኽለት ማይ | ማይ ዝተፈላለዩ ረብሓታት ዝህብ ተፈጥሮኣዊ ሃብቲ እዩ። ካብ ረብሓታቱ ህይወታውያን ንኽነብሩ ዝህቦ ጥቕሚ ብቐዳምነት ይጥቀስ። እዚ ረብሓ ንኽቕፅልን ማይ ብኣግባቡ ምጥቃምን ምኽንኻንን የድሊ። ይኹን እምበር ከም ሩባታት፣ ዒላታትን ቃላያትን ዝበሉ ማያዊ ኣካላት ብሰንኪ ሰባት እንትረስሑ ይርኣዩ። እቲ ርስሓት ነቲ ማይ ይብክሎ። ማይ ብዝተፈላለዩ መንገድታት ክብከል ይኽእል። | ርስሓት ንማይ እንታይ ይገብሮ? | {
"text": [
"ይብክሎ"
],
"answer_start": [
199
]
} | {
"text": [
"ይብክሎ"
],
"answer_start": [
199
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0261 | TIGQA-E | ብኽለት ማይ | ብሰንኪ ተገዳስነት ዘይምህላው ርስሓት ናብ ማያዊ ኣካላት እንትድርበ ብኽለት ማይ የምፅእ። ናብ ማይ ዝሕወስ ርስሓት ጐዳእነቱ ዝለዓለ እዩ። ማይ እንትብከል ሰብን እንስሳትንንሕማምን ሞትን ንኽቃልዑ ምኽንያት ይኸውን። | ርስሓት ናብ ማያዊ ኣካላት ዝድርበ ብምንታይ እዩ? | {
"text": [
"ብሰንኪ ተገዳስነት ዘይምህላው ርስሓት ናብ ማያዊ ኣካላት እንትድርበ"
],
"answer_start": [
0
]
} | {
"text": [
"ብሰንኪ ተገዳስነት ዘይምህላው ርስሓት ናብ ማያዊ ኣካላት እንትድርበ"
],
"answer_start": [
0
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0262 | TIGQA-E | ብኽለት ማይ | ብሰንኪ ተገዳስነት ዘይምህላው ርስሓት ናብ ማያዊ ኣካላት እንትድርበ ብኽለት ማይ የምፅእ። ናብ ማይ ዝሕወስ ርስሓት ጐዳእነቱ ዝለዓለ እዩ። ማይ እንትብከል ሰብን እንስሳትንንሕማምን ሞትን ንኽቃልዑ ምኽንያት ይኸውን። | ብኽለት ማይ ብምንታይ ይመፅእ? | {
"text": [
"ርስሓት ናብ ማያዊ ኣካላት እንትድርበ"
],
"answer_start": [
19
]
} | {
"text": [
"ርስሓት ናብ ማያዊ ኣካላት እንትድርበ"
],
"answer_start": [
19
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0263 | TIGQA-E | ብኽለት ማይ | ብሰንኪ ተገዳስነት ዘይምህላው ርስሓት ናብ ማያዊ ኣካላት እንትድርበ ብኽለት ማይ የምፅእ። ናብ ማይ ዝሕወስ ርስሓት ጐዳእነቱ ዝለዓለ እዩ። ማይ እንትብከል ሰብን እንስሳትንንሕማምን ሞትን ንኽቃልዑ ምኽንያት ይኸውን። | ናብ ማይ ዝሕወስ ርስሓት ጉድኣቱ እንታይ አዩ? | {
"text": [
"ዝለዓለ"
],
"answer_start": [
79
]
} | {
"text": [
"ዝለዓለ"
],
"answer_start": [
79
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0264 | TIGQA-E | ብኽለት ማይ | ብሰንኪ ተገዳስነት ዘይምህላው ርስሓት ናብ ማያዊ ኣካላት እንትድርበ ብኽለት ማይ የምፅእ። ናብ ማይ ዝሕወስ ርስሓት ጐዳእነቱ ዝለዓለ እዩ። ማይ እንትብከል ሰብን እንስሳትንንሕማምን ሞትን ንኽቃልዑ ምኽንያት ይኸውን። | ማይ እንትብከል ንምንታይ የቃልዕ? | {
"text": [
"ንሕማምን ሞትን"
],
"answer_start": [
108
]
} | {
"text": [
"ንሕማምን ሞትን"
],
"answer_start": [
108
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0265 | TIGQA-E | ብኽለት ማይ | ብሰንኪ ተገዳስነት ዘይምህላው ርስሓት ናብ ማያዊ ኣካላት እንትድርበ ብኽለት ማይ የምፅእ። ናብ ማይ ዝሕወስ ርስሓት ጐዳእነቱ ዝለዓለ እዩ። ማይ እንትብከል ሰብን እንስሳትንንሕማምን ሞትን ንኽቃልዑ ምኽንያት ይኸውን። | ማይ እንትብከል መንን መንን ንሞት ይቃልዑ? | {
"text": [
"ሰብን እንስሳትን"
],
"answer_start": [
98
]
} | {
"text": [
"ሰብን እንስሳትን"
],
"answer_start": [
98
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0266 | TIGQA-E | ብኽለት ማይ | ሓድሓደ ፋብሪካታት ብቐጥታ ማይ ብምጥቃም ዝተፈላለዩ ምህርቲ የፍርዩ። እቶም ትካላት ብዙሓት ስራሕቲ ንምስላጥ ማይ ይጥቀሙ። ኣብቶም ፋብሪካታት ብዙሕ ስራሕቲ ዘሳለጠ ማይ ርስሓት ክእክብ ይኽእል። እዚ ማይ እንተይተፃረየ ናብ ሩባታት ዝስደደሎም ኣጋጣምታት ኣለዉ። እቲ ዝስደድ ማይ ዘዋህለሎም ዘየድልዩ ዓውደ ኣካላት ናብ ፅሩይ ማይ ይሓውሶም። እዞም ዓውደ ኣካላት ጥርቲ እቲ ማይ ስለዘይኮኑ ነቲ ፅሩይ ማይ ይብክልዎ። | ፋብሪካታት ምህርቶም ብምንታይ የፍርዩ? | {
"text": [
"ማይ ብምጥቃም"
],
"answer_start": [
17
]
} | {
"text": [
"ማይ ብምጥቃም"
],
"answer_start": [
17
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0267 | TIGQA-E | ብኽለት ማይ | ሓድሓደ ፋብሪካታት ብቐጥታ ማይ ብምጥቃም ዝተፈላለዩ ምህርቲ የፍርዩ። እቶም ትካላት ብዙሓት ስራሕቲ ንምስላጥ ማይ ይጥቀሙ። ኣብቶም ፋብሪካታት ብዙሕ ስራሕቲ ዘሳለጠ ማይ ርስሓት ክእክብ ይኽእል። እዚ ማይ እንተይተፃረየ ናብ ሩባታት ዝስደደሎም ኣጋጣምታት ኣለዉ። እቲ ዝስደድ ማይ ዘዋህለሎም ዘየድልዩ ዓውደ ኣካላት ናብ ፅሩይ ማይ ይሓውሶም። እዞም ዓውደ ኣካላት ጥርቲ እቲ ማይ ስለዘይኮኑ ነቲ ፅሩይ ማይ ይብክልዎ። | ብዙሓት ስራሕቲ ንምስላጥ እንታይ ንጥቀም? | {
"text": [
"ማይ"
],
"answer_start": [
69
]
} | {
"text": [
"ማይ"
],
"answer_start": [
69
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0268 | TIGQA-E | ብኽለት ማይ | ሓድሓደ ፋብሪካታት ብቐጥታ ማይ ብምጥቃም ዝተፈላለዩ ምህርቲ የፍርዩ። እቶም ትካላት ብዙሓት ስራሕቲ ንምስላጥ ማይ ይጥቀሙ። ኣብቶም ፋብሪካታት ብዙሕ ስራሕቲ ዘሳለጠ ማይ ርስሓት ክእክብ ይኽእል። እዚ ማይ እንተይተፃረየ ናብ ሩባታት ዝስደደሎም ኣጋጣምታት ኣለዉ። እቲ ዝስደድ ማይ ዘዋህለሎም ዘየድልዩ ዓውደ ኣካላት ናብ ፅሩይ ማይ ይሓውሶም። እዞም ዓውደ ኣካላት ጥርቲ እቲ ማይ ስለዘይኮኑ ነቲ ፅሩይ ማይ ይብክልዎ። | ብዙሕ ስራሕቲ ዘሳለጠ ማይ ርስሓት ካበይ ክእከብ ይኽእል? | {
"text": [
"ኣብቶም ፋብሪካታት"
],
"answer_start": [
78
]
} | {
"text": [
"ኣብቶም ፋብሪካታት"
],
"answer_start": [
78
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0269 | TIGQA-E | ብኽለት ማይ | ሓድሓደ ፋብሪካታት ብቐጥታ ማይ ብምጥቃም ዝተፈላለዩ ምህርቲ የፍርዩ። እቶም ትካላት ብዙሓት ስራሕቲ ንምስላጥ ማይ ይጥቀሙ። ኣብቶም ፋብሪካታት ብዙሕ ስራሕቲ ዘሳለጠ ማይ ርስሓት ክእክብ ይኽእል። እዚ ማይ እንተይተፃረየ ናብ ሩባታት ዝስደደሎም ኣጋጣምታት ኣለዉ። እቲ ዝስደድ ማይ ዘዋህለሎም ዘየድልዩ ዓውደ ኣካላት ናብ ፅሩይ ማይ ይሓውሶም። እዞም ዓውደ ኣካላት ጥርቲ እቲ ማይ ስለዘይኮኑ ነቲ ፅሩይ ማይ ይብክልዎ። | ማይ ዘዋህልሎም ዘየድልዩ ናብ ማይ ዝሕወሱ እንታይ እዮም? | {
"text": [
"ዓውደ ኣካላት"
],
"answer_start": [
189
]
} | {
"text": [
"ዓውደ ኣካላት"
],
"answer_start": [
189
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0270 | TIGQA-E | ብኽለት ማይ | ሓድሓደ ፋብሪካታት ብቐጥታ ማይ ብምጥቃም ዝተፈላለዩ ምህርቲ የፍርዩ። እቶም ትካላት ብዙሓት ስራሕቲ ንምስላጥ ማይ ይጥቀሙ። ኣብቶም ፋብሪካታት ብዙሕ ስራሕቲ ዘሳለጠ ማይ ርስሓት ክእክብ ይኽእል። እዚ ማይ እንተይተፃረየ ናብ ሩባታት ዝስደደሎም ኣጋጣምታት ኣለዉ። እቲ ዝስደድ ማይ ዘዋህለሎም ዘየድልዩ ዓውደ ኣካላት ናብ ፅሩይ ማይ ይሓውሶም። እዞም ዓውደ ኣካላት ጥርቲ እቲ ማይ ስለዘይኮኑ ነቲ ፅሩይ ማይ ይብክልዎ። | መፋጥርቲ እቲ ማይ ዘይኮኑ ነቲ ማይ እንታይ ይገብርዎ? | {
"text": [
"ይብክልዎ"
],
"answer_start": [
255
]
} | {
"text": [
"ይብክልዎ"
],
"answer_start": [
255
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0271 | TIGQA-E | ብኽለት ማይ | ብተወሳኺ፣ ውልቀ ሰባት እውን ኣብ ምርሳሕ ማይ ይሳተፉ እዮም። ሰባት ኣብ ገዛውቶምን ኣብ ትካሎምን ንዝፍጠር ርስሓት ንምፅራይ ማይ ይጥቀሙ። እንተኾነ ግና ነቲ ዝተጠቐሙሉ ማይ ብዘይተገዳስነት ናብ ወሓዚ ማይ ዝደፍኡ ኣለዉ። እዚ ተግባር ድማ መንቀሊ ብኽለት ማይ ይኸውን። ማይ እንትብከል ብቐዳምነት ኣብቲ ማይ ዝርከቡ ተኽልታትን ፍጡራትን ይጉድኡ። ብምቕፃል ብዝሃ ህይወት እቲ ከባቢ ኣብ ሓደጋ ይወድቕ። | ኣብ ምርሳሕ ማይ ዝሳተፉ እንታይ ኣለዉ? | {
"text": [
"ውልቀ ሰባት"
],
"answer_start": [
7
]
} | {
"text": [
"ውልቀ ሰባት"
],
"answer_start": [
7
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0272 | TIGQA-E | ብኽለት ማይ | ብተወሳኺ፣ ውልቀ ሰባት እውን ኣብ ምርሳሕ ማይ ይሳተፉ እዮም። ሰባት ኣብ ገዛውቶምን ኣብ ትካሎምን ንዝፍጠር ርስሓት ንምፅራይ ማይ ይጥቀሙ። እንተኾነ ግና ነቲ ዝተጠቐሙሉ ማይ ብዘይተገዳስነት ናብ ወሓዚ ማይ ዝደፍኡ ኣለዉ። እዚ ተግባር ድማ መንቀሊ ብኽለት ማይ ይኸውን። ማይ እንትብከል ብቐዳምነት ኣብቲ ማይ ዝርከቡ ተኽልታትን ፍጡራትን ይጉድኡ። ብምቕፃል ብዝሃ ህይወት እቲ ከባቢ ኣብ ሓደጋ ይወድቕ። | ሰባት ንዝፍጠር ርስሓት ማይ ንምፅራይ ማይ ዝጥቀሙ ኣበይ እዩ? | {
"text": [
"ኣብ ገዛውቶምን ኣብ ትካሎምን"
],
"answer_start": [
44
]
} | {
"text": [
"ኣብ ገዛውቶምን ኣብ ትካሎምን"
],
"answer_start": [
44
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0273 | TIGQA-E | ብኽለት ማይ | ብተወሳኺ፣ ውልቀ ሰባት እውን ኣብ ምርሳሕ ማይ ይሳተፉ እዮም። ሰባት ኣብ ገዛውቶምን ኣብ ትካሎምን ንዝፍጠር ርስሓት ንምፅራይ ማይ ይጥቀሙ። እንተኾነ ግና ነቲ ዝተጠቐሙሉ ማይ ብዘይተገዳስነት ናብ ወሓዚ ማይ ዝደፍኡ ኣለዉ። እዚ ተግባር ድማ መንቀሊ ብኽለት ማይ ይኸውን። ማይ እንትብከል ብቐዳምነት ኣብቲ ማይ ዝርከቡ ተኽልታትን ፍጡራትን ይጉድኡ። ብምቕፃል ብዝሃ ህይወት እቲ ከባቢ ኣብ ሓደጋ ይወድቕ። | ማይ ብዘይተገዳስነት ናበይ ይድፋእ? | {
"text": [
"ናብ ወሓዚ ማይ"
],
"answer_start": [
121
]
} | {
"text": [
"ናብ ወሓዚ ማይ"
],
"answer_start": [
121
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0274 | TIGQA-E | ብኽለት ማይ | ብተወሳኺ፣ ውልቀ ሰባት እውን ኣብ ምርሳሕ ማይ ይሳተፉ እዮም። ሰባት ኣብ ገዛውቶምን ኣብ ትካሎምን ንዝፍጠር ርስሓት ንምፅራይ ማይ ይጥቀሙ። እንተኾነ ግና ነቲ ዝተጠቐሙሉ ማይ ብዘይተገዳስነት ናብ ወሓዚ ማይ ዝደፍኡ ኣለዉ። እዚ ተግባር ድማ መንቀሊ ብኽለት ማይ ይኸውን። ማይ እንትብከል ብቐዳምነት ኣብቲ ማይ ዝርከቡ ተኽልታትን ፍጡራትን ይጉድኡ። ብምቕፃል ብዝሃ ህይወት እቲ ከባቢ ኣብ ሓደጋ ይወድቕ። | ማይ እንትብከል ንመን ይጎድእ? | {
"text": [
"ኣብቲ ማይ ዝርከቡ ተኽልታትን ፍጡራትን"
],
"answer_start": [
188
]
} | {
"text": [
"ኣብቲ ማይ ዝርከቡ ተኽልታትን ፍጡራትን"
],
"answer_start": [
188
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0275 | TIGQA-E | ብኽለት ማይ | ብተወሳኺ፣ ውልቀ ሰባት እውን ኣብ ምርሳሕ ማይ ይሳተፉ እዮም። ሰባት ኣብ ገዛውቶምን ኣብ ትካሎምን ንዝፍጠር ርስሓት ንምፅራይ ማይ ይጥቀሙ። እንተኾነ ግና ነቲ ዝተጠቐሙሉ ማይ ብዘይተገዳስነት ናብ ወሓዚ ማይ ዝደፍኡ ኣለዉ። እዚ ተግባር ድማ መንቀሊ ብኽለት ማይ ይኸውን። ማይ እንትብከል ብቐዳምነት ኣብቲ ማይ ዝርከቡ ተኽልታትን ፍጡራትን ይጉድኡ። ብምቕፃል ብዝሃ ህይወት እቲ ከባቢ ኣብ ሓደጋ ይወድቕ። | ኣብ ሓደጋ ዝወድቕ እንታይ እዩ? | {
"text": [
"ብዝሃ ህይወት እቲ ከባቢ"
],
"answer_start": [
225
]
} | {
"text": [
"ብዝሃ ህይወት እቲ ከባቢ"
],
"answer_start": [
225
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0276 | TIGQA-E | ብኽለት ማይ | ማይ ብኻሊእ መንገዲ እውን ይብከል እዩ። ማይ ካብ ዝብክሉ ካልኦት ነገራት ኣብ ከባቢና ዝእከቡ ዝተፈላለዩ ጐሓፋት ብቐዳምነት ይጥቀሱ። ሓያል ንፋስ ጐሓፍ እናተሸከመ ናብ ማያዊ ኣካላት እንተብፅሖ ብኽለት ማይ ይፍጠር። ካልኣይ ድማ ወሓዚ ማይ ኣብ ዝኸደሉ ከባቢ ዝውህለል ርስሓት ምስ ማይ እንትሕወስ ዝመፅእ እዩ። ማይ ዝሓልፈሎም ቱቦታት እንትምርቱ እውን ማይ ይብክሉ እዮም። ብተወሳኺ ብሰንኪ ሓያል ዝናብ ዝመፅእ ውሕጅ ዝእክቦ ርስሓት ማይ ይብከል። በዞም ዝተገለፁ መንገድታት ዝተበከለ ማይ ኣብ ተጠቀምቲ ጉድ... | ማይ ብቐዳምነት እንታይ ይብክሎ? | {
"text": [
"ጐሓፋት"
],
"answer_start": [
67
]
} | {
"text": [
"ጐሓፋት"
],
"answer_start": [
67
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0277 | TIGQA-E | ብኽለት ማይ | ማይ ብኻሊእ መንገዲ እውን ይብከል እዩ። ማይ ካብ ዝብክሉ ካልኦት ነገራት ኣብ ከባቢና ዝእከቡ ዝተፈላለዩ ጐሓፋት ብቐዳምነት ይጥቀሱ። ሓያል ንፋስ ጐሓፍ እናተሸከመ ናብ ማያዊ ኣካላት እንተብፅሖ ብኽለት ማይ ይፍጠር። ካልኣይ ድማ ወሓዚ ማይ ኣብ ዝኸደሉ ከባቢ ዝውህለል ርስሓት ምስ ማይ እንትሕወስ ዝመፅእ እዩ። ማይ ዝሓልፈሎም ቱቦታት እንትምርቱ እውን ማይ ይብክሉ እዮም። ብተወሳኺ ብሰንኪ ሓያል ዝናብ ዝመፅእ ውሕጅ ዝእክቦ ርስሓት ማይ ይብከል። በዞም ዝተገለፁ መንገድታት ዝተበከለ ማይ ኣብ ተጠቀምቲ ጉድ... | ጓሓፍ እናተሸከመ ናብ ማያዊ ኣካላት ዝበፅሕ ብምንታይ እዩ? | {
"text": [
"ሓያል ንፋስ"
],
"answer_start": [
85
]
} | {
"text": [
"ሓያል ንፋስ"
],
"answer_start": [
85
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0278 | TIGQA-E | ብኽለት ማይ | ማይ ብኻሊእ መንገዲ እውን ይብከል እዩ። ማይ ካብ ዝብክሉ ካልኦት ነገራት ኣብ ከባቢና ዝእከቡ ዝተፈላለዩ ጐሓፋት ብቐዳምነት ይጥቀሱ። ሓያል ንፋስ ጐሓፍ እናተሸከመ ናብ ማያዊ ኣካላት እንተብፅሖ ብኽለት ማይ ይፍጠር። ካልኣይ ድማ ወሓዚ ማይ ኣብ ዝኸደሉ ከባቢ ዝውህለል ርስሓት ምስ ማይ እንትሕወስ ዝመፅእ እዩ። ማይ ዝሓልፈሎም ቱቦታት እንትምርቱ እውን ማይ ይብክሉ እዮም። ብተወሳኺ ብሰንኪ ሓያል ዝናብ ዝመፅእ ውሕጅ ዝእክቦ ርስሓት ማይ ይብከል። በዞም ዝተገለፁ መንገድታት ዝተበከለ ማይ ኣብ ተጠቀምቲ ጉድ... | ወሓዚ ማይ ኣብ ዝኸደሉ ከባቢ ዝውህለል ርስሓት እንታይ ይፈጥር? | {
"text": [
"ርስሓት ምስ ማይ እንትሕወስ"
],
"answer_start": [
170
]
} | {
"text": [
"ርስሓት ምስ ማይ እንትሕወስ"
],
"answer_start": [
170
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0279 | TIGQA-E | ብኽለት ማይ | ማይ ብኻሊእ መንገዲ እውን ይብከል እዩ። ማይ ካብ ዝብክሉ ካልኦት ነገራት ኣብ ከባቢና ዝእከቡ ዝተፈላለዩ ጐሓፋት ብቐዳምነት ይጥቀሱ። ሓያል ንፋስ ጐሓፍ እናተሸከመ ናብ ማያዊ ኣካላት እንተብፅሖ ብኽለት ማይ ይፍጠር። ካልኣይ ድማ ወሓዚ ማይ ኣብ ዝኸደሉ ከባቢ ዝውህለል ርስሓት ምስ ማይ እንትሕወስ ዝመፅእ እዩ። ማይ ዝሓልፈሎም ቱቦታት እንትምርቱ እውን ማይ ይብክሉ እዮም። ብተወሳኺ ብሰንኪ ሓያል ዝናብ ዝመፅእ ውሕጅ ዝእክቦ ርስሓት ማይ ይብከል። በዞም ዝተገለፁ መንገድታት ዝተበከለ ማይ ኣብ ተጠቀምቲ ጉድ... | እንታይ እንትምርት እዩ ብኽለት ማይ ዘስዕብ? | {
"text": [
"ማይ ዝሓልፈሎም ቱቦታት እንትምርቱ"
],
"answer_start": [
197
]
} | {
"text": [
"ማይ ዝሓልፈሎም ቱቦታት እንትምርቱ"
],
"answer_start": [
197
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0280 | TIGQA-E | ብኽለት ማይ | ማይ ብኻሊእ መንገዲ እውን ይብከል እዩ። ማይ ካብ ዝብክሉ ካልኦት ነገራት ኣብ ከባቢና ዝእከቡ ዝተፈላለዩ ጐሓፋት ብቐዳምነት ይጥቀሱ። ሓያል ንፋስ ጐሓፍ እናተሸከመ ናብ ማያዊ ኣካላት እንተብፅሖ ብኽለት ማይ ይፍጠር። ካልኣይ ድማ ወሓዚ ማይ ኣብ ዝኸደሉ ከባቢ ዝውህለል ርስሓት ምስ ማይ እንትሕወስ ዝመፅእ እዩ። ማይ ዝሓልፈሎም ቱቦታት እንትምርቱ እውን ማይ ይብክሉ እዮም። ብተወሳኺ ብሰንኪ ሓያል ዝናብ ዝመፅእ ውሕጅ ዝእክቦ ርስሓት ማይ ይብከል። በዞም ዝተገለፁ መንገድታት ዝተበከለ ማይ ኣብ ተጠቀምቲ ጉድ... | ውሕጅ ዝእክቦ ርስሓት ማይ ዝብከል ብኸመይ እዩ? | {
"text": [
"ብሰንኪ ሓያል ዝናብ ዝመፅእ ጎሓፍ"
],
"answer_start": [
-1
]
} | {
"text": [
"ብተወሳኺ ብሰንኪ ሓያል ዝናብ ዝመፅእ"
],
"answer_start": [
236
]
} | [
"morphological_variant"
] | true |
tigqa-e-train-0281 | TIGQA-E | ጐሓፍ | ጐሓፍ ካብ ገዛና፣ እንሰርሐሉ ቦታን ፋብሪካታትን ዝድርበይ ዘይድለ ነገር እዩ። ዝኣረጉ፣ ዘይንጥቀመሎምን ዝተበላሸውን ነገራት ጐሓፍ ብምባል ንስንድዎም። ጐሓፍ ብመልክዕ ደረቕ ወይ ፈሳሲ ክፍጠር ይኽእል። ጐሓፍ ፈቖድኡ ክንድርብዮ ወይ ኣብ ሓደ ነዋህልሎ። ዝኾነ ዓይነት ጐሓፍ ግና ብጥንቃቐ ክእለይ ኣለዎ። ጥንቃቐ እንትውሕድ ኣባናን ኣብ ከባቢናን ጉድኣት የስዕብ። | ካብ ገዛና እንሰርሐሉ ቦታን ፋብሪካታትን ዝድርበይ እንታይ እዩ? | {
"text": [
"ጐሓፍ"
],
"answer_start": [
0
]
} | {
"text": [
"ጐሓፍ"
],
"answer_start": [
0
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0282 | TIGQA-E | ጐሓፍ | ጐሓፍ ካብ ገዛና፣ እንሰርሐሉ ቦታን ፋብሪካታትን ዝድርበይ ዘይድለ ነገር እዩ። ዝኣረጉ፣ ዘይንጥቀመሎምን ዝተበላሸውን ነገራት ጐሓፍ ብምባል ንስንድዎም። ጐሓፍ ብመልክዕ ደረቕ ወይ ፈሳሲ ክፍጠር ይኽእል። ጐሓፍ ፈቖድኡ ክንድርብዮ ወይ ኣብ ሓደ ነዋህልሎ። ዝኾነ ዓይነት ጐሓፍ ግና ብጥንቃቐ ክእለይ ኣለዎ። ጥንቃቐ እንትውሕድ ኣባናን ኣብ ከባቢናን ጉድኣት የስዕብ። | ጎሓፍ ብምባል ንስንድዮም እንታይ እዮም? | {
"text": [
"ዝኣረጉ፣ ዘይንጥቀመሎምን ዝተበላሸውን ነገራት"
],
"answer_start": [
50
]
} | {
"text": [
"ዝኣረጉ፣ ዘይንጥቀመሎምን ዝተበላሸውን ነገራት"
],
"answer_start": [
50
]
} | [
"orthographic_variant"
] | false |
tigqa-e-train-0283 | TIGQA-E | ጐሓፍ | ጐሓፍ ካብ ገዛና፣ እንሰርሐሉ ቦታን ፋብሪካታትን ዝድርበይ ዘይድለ ነገር እዩ። ዝኣረጉ፣ ዘይንጥቀመሎምን ዝተበላሸውን ነገራት ጐሓፍ ብምባል ንስንድዎም። ጐሓፍ ብመልክዕ ደረቕ ወይ ፈሳሲ ክፍጠር ይኽእል። ጐሓፍ ፈቖድኡ ክንድርብዮ ወይ ኣብ ሓደ ነዋህልሎ። ዝኾነ ዓይነት ጐሓፍ ግና ብጥንቃቐ ክእለይ ኣለዎ። ጥንቃቐ እንትውሕድ ኣባናን ኣብ ከባቢናን ጉድኣት የስዕብ። | ጎሓፍ ብምንታይ ክፍጠር ይኽእል? | {
"text": [
"ብመልክዕ ደረቕ ወይ ፈሳሲ"
],
"answer_start": [
100
]
} | {
"text": [
"ብመልክዕ ደረቕ ወይ ፈሳሲ"
],
"answer_start": [
100
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0284 | TIGQA-E | ጐሓፍ | ጐሓፍ ካብ ገዛና፣ እንሰርሐሉ ቦታን ፋብሪካታትን ዝድርበይ ዘይድለ ነገር እዩ። ዝኣረጉ፣ ዘይንጥቀመሎምን ዝተበላሸውን ነገራት ጐሓፍ ብምባል ንስንድዎም። ጐሓፍ ብመልክዕ ደረቕ ወይ ፈሳሲ ክፍጠር ይኽእል። ጐሓፍ ፈቖድኡ ክንድርብዮ ወይ ኣብ ሓደ ነዋህልሎ። ዝኾነ ዓይነት ጐሓፍ ግና ብጥንቃቐ ክእለይ ኣለዎ። ጥንቃቐ እንትውሕድ ኣባናን ኣብ ከባቢናን ጉድኣት የስዕብ። | ብጥንቃቐ ክእለይ ዘለዎ እንታይ እዩ? | {
"text": [
"ዝኾነ ዓይነት ጐሓፍ"
],
"answer_start": [
160
]
} | {
"text": [
"ዝኾነ ዓይነት ጐሓፍ"
],
"answer_start": [
160
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0285 | TIGQA-E | ጐሓፍ | ጐሓፍ ካብ ገዛና፣ እንሰርሐሉ ቦታን ፋብሪካታትን ዝድርበይ ዘይድለ ነገር እዩ። ዝኣረጉ፣ ዘይንጥቀመሎምን ዝተበላሸውን ነገራት ጐሓፍ ብምባል ንስንድዎም። ጐሓፍ ብመልክዕ ደረቕ ወይ ፈሳሲ ክፍጠር ይኽእል። ጐሓፍ ፈቖድኡ ክንድርብዮ ወይ ኣብ ሓደ ነዋህልሎ። ዝኾነ ዓይነት ጐሓፍ ግና ብጥንቃቐ ክእለይ ኣለዎ። ጥንቃቐ እንትውሕድ ኣባናን ኣብ ከባቢናን ጉድኣት የስዕብ። | ጥንቃቐ እንትውሕድ እንታይ የስዕብ? | {
"text": [
"ኣባናን ኣብ ከባቢናን ጉድኣት"
],
"answer_start": [
204
]
} | {
"text": [
"ኣባናን ኣብ ከባቢናን ጉድኣት"
],
"answer_start": [
204
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0286 | TIGQA-E | ጐሓፍ | ሰባት ንባዕልናን ገዛናን ምፅራይ ንፈቱ ። ዘይጠቕሙ ነገራት ድማ እና ውፃእና ንድርብይ ። ገዛናን መረባ ናን እንት ነፅሪ እንረኽቦ ጐሓፍ ገሌና ብጥንቃቐ ንእክቦ ። ካልኦትና ድማ ሸለል ብምባል ፈቖዶ ንብትኖ።እዚ ልምዲ ከባቢ ዘርስሕ እዩ።ከባቢ እንትረስሕ ዝተፈላለዩ ፀገማት ይፈጥር። እቲ ከባቢ ሕማቕ ጨና ስለዝህሉዎ
ንፀልኦ። ብተወሳኺ፣ ንጥዕናና ኣብ ሓደጋ የውድቖ።ጐሓፍ ኣብ ዝድርብየሉ ከባቢ ሕማማት ዘምፅኡን ዘመሓላልፉን ህዋሳት ይፍጠሩ ። እዚኦ
ምግቡእ ጥንቃቐ ካብ ዘይምግባርና ዝብገሱ እዮም ። | ሰባት እንታይ ንፎቱ? | {
"text": [
"ንባዕልናን ገዛናን ምፅራይ"
],
"answer_start": [
4
]
} | {
"text": [
"ንባዕልናን ገዛናን ምፅራይ"
],
"answer_start": [
4
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0287 | TIGQA-E | ጐሓፍ | ሰባት ንባዕልናን ገዛናን ምፅራይ ንፈቱ ። ዘይጠቕሙ ነገራት ድማ እና ውፃእና ንድርብይ ። ገዛናን መረባ ናን እንት ነፅሪ እንረኽቦ ጐሓፍ ገሌና ብጥንቃቐ ንእክቦ ። ካልኦትና ድማ ሸለል ብምባል ፈቖዶ ንብትኖ።እዚ ልምዲ ከባቢ ዘርስሕ እዩ።ከባቢ እንትረስሕ ዝተፈላለዩ ፀገማት ይፈጥር። እቲ ከባቢ ሕማቕ ጨና ስለዝህሉዎ
ንፀልኦ። ብተወሳኺ፣ ንጥዕናና ኣብ ሓደጋ የውድቖ።ጐሓፍ ኣብ ዝድርብየሉ ከባቢ ሕማማት ዘምፅኡን ዘመሓላልፉን ህዋሳት ይፍጠሩ ። እዚኦ
ምግቡእ ጥንቃቐ ካብ ዘይምግባርና ዝብገሱ እዮም ። | እናውፃእና ንድርብዮም እንታይ እዮም? | {
"text": [
"ዘይጠቕሙ ነገራት"
],
"answer_start": [
27
]
} | {
"text": [
"ዘይጠቕሙ ነገራት"
],
"answer_start": [
27
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0288 | TIGQA-E | ጐሓፍ | ሰባት ንባዕልናን ገዛናን ምፅራይ ንፈቱ ። ዘይጠቕሙ ነገራት ድማ እና ውፃእና ንድርብይ ። ገዛናን መረባ ናን እንት ነፅሪ እንረኽቦ ጐሓፍ ገሌና ብጥንቃቐ ንእክቦ ። ካልኦትና ድማ ሸለል ብምባል ፈቖዶ ንብትኖ።እዚ ልምዲ ከባቢ ዘርስሕ እዩ።ከባቢ እንትረስሕ ዝተፈላለዩ ፀገማት ይፈጥር። እቲ ከባቢ ሕማቕ ጨና ስለዝህሉዎ
ንፀልኦ። ብተወሳኺ፣ ንጥዕናና ኣብ ሓደጋ የውድቖ።ጐሓፍ ኣብ ዝድርብየሉ ከባቢ ሕማማት ዘምፅኡን ዘመሓላልፉን ህዋሳት ይፍጠሩ ። እዚኦ
ምግቡእ ጥንቃቐ ካብ ዘይምግባርና ዝብገሱ እዮም ። | ጓሓፍ ፎቖዶ ናይ ምድርባይ ልምዲ እንታይ ዝገብር እዩ? | {
"text": [
"ከባቢ ዘርስሕ"
],
"answer_start": [
138
]
} | {
"text": [
"ከባቢ ዘርስሕ"
],
"answer_start": [
138
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0289 | TIGQA-E | ጐሓፍ | ሰባት ንባዕልናን ገዛናን ምፅራይ ንፈቱ ። ዘይጠቕሙ ነገራት ድማ እና ውፃእና ንድርብይ ። ገዛናን መረባ ናን እንት ነፅሪ እንረኽቦ ጐሓፍ ገሌና ብጥንቃቐ ንእክቦ ። ካልኦትና ድማ ሸለል ብምባል ፈቖዶ ንብትኖ።እዚ ልምዲ ከባቢ ዘርስሕ እዩ።ከባቢ እንትረስሕ ዝተፈላለዩ ፀገማት ይፈጥር። እቲ ከባቢ ሕማቕ ጨና ስለዝህሉዎ
ንፀልኦ። ብተወሳኺ፣ ንጥዕናና ኣብ ሓደጋ የውድቖ።ጐሓፍ ኣብ ዝድርብየሉ ከባቢ ሕማማት ዘምፅኡን ዘመሓላልፉን ህዋሳት ይፍጠሩ ። እዚኦ
ምግቡእ ጥንቃቐ ካብ ዘይምግባርና ዝብገሱ እዮም ። | ከባቢ እንትረስሕ እንታይ ይፈጥር? | {
"text": [
"ዝተፈላለዩ ፀገማት"
],
"answer_start": [
161
]
} | {
"text": [
"ዝተፈላለዩ ፀገማት"
],
"answer_start": [
161
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0290 | TIGQA-E | ጐሓፍ | ሰባት ንባዕልናን ገዛናን ምፅራይ ንፈቱ ። ዘይጠቕሙ ነገራት ድማ እና ውፃእና ንድርብይ ። ገዛናን መረባ ናን እንት ነፅሪ እንረኽቦ ጐሓፍ ገሌና ብጥንቃቐ ንእክቦ ። ካልኦትና ድማ ሸለል ብምባል ፈቖዶ ንብትኖ።እዚ ልምዲ ከባቢ ዘርስሕ እዩ።ከባቢ እንትረስሕ ዝተፈላለዩ ፀገማት ይፈጥር። እቲ ከባቢ ሕማቕ ጨና ስለዝህሉዎ
ንፀልኦ። ብተወሳኺ፣ ንጥዕናና ኣብ ሓደጋ የውድቖ።ጐሓፍ ኣብ ዝድርብየሉ ከባቢ ሕማማት ዘምፅኡን ዘመሓላልፉን ህዋሳት ይፍጠሩ ። እዚኦ
ምግቡእ ጥንቃቐ ካብ ዘይምግባርና ዝብገሱ እዮም ። | ጓሓፍ ኣብ ዝድርበዩ ከባብታት እንታይ ይፍጠሩ? | {
"text": [
"ሕማማት ዘምፅኡን ዘመሓላልፉን ህዋሳት"
],
"answer_start": [
250
]
} | {
"text": [
"ሕማማት ዘምፅኡን ዘመሓላልፉን ህዋሳት"
],
"answer_start": [
250
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0291 | TIGQA-E | ጐሓፍ | ኣብ እንሰርሐሎም ቦታታት ብዙሓት ዘየድልዩ ነገራት ይፍጠሩ እዮም። ነዚኦም እንትንኣሊ ጥንቃቐ ክንገብር ኣለና። እቶም እንድርብዮምን ኻልኦትን ኸየርስሑ ክንሓልይ ይግባእ። ካብ ስራሕና ጐሓፍ ብዘይምግዳስ እንድርበየሎም ኩነታት ኣለዉ። እዚኦም ድማ ከባቢ ንምብልሻው ምኽንያት ይኾኑ። ንሕማማት መበገሲ ዝኾኑ ህዋሳት ይፈጥሩ። ውፅኢቱ ድማ ንዝተፈላለዩ ተላበድቲ ሕማማት የሳጥሐና። ፋብሪካታት ዝተፈላለዩ ምህርቲ ብምፍራይ ናብራና ይድግፉ። | ኣብ እንሰርሐሎም ከባብታት እንታይ ይፍጠሩ? | {
"text": [
"ብዙሓት ዘየድልዩ ነገራት"
],
"answer_start": [
16
]
} | {
"text": [
"ብዙሓት ዘየድልዩ ነገራት"
],
"answer_start": [
16
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0292 | TIGQA-E | ጐሓፍ | ኣብ እንሰርሐሎም ቦታታት ብዙሓት ዘየድልዩ ነገራት ይፍጠሩ እዮም። ነዚኦም እንትንኣሊ ጥንቃቐ ክንገብር ኣለና። እቶም እንድርብዮምን ኻልኦትን ኸየርስሑ ክንሓልይ ይግባእ። ካብ ስራሕና ጐሓፍ ብዘይምግዳስ እንድርበየሎም ኩነታት ኣለዉ። እዚኦም ድማ ከባቢ ንምብልሻው ምኽንያት ይኾኑ። ንሕማማት መበገሲ ዝኾኑ ህዋሳት ይፈጥሩ። ውፅኢቱ ድማ ንዝተፈላለዩ ተላበድቲ ሕማማት የሳጥሐና። ፋብሪካታት ዝተፈላለዩ ምህርቲ ብምፍራይ ናብራና ይድግፉ። | ካብ ስራሕና ብዘይምግዳስ እንታይ ንድርቢይ? | {
"text": [
"ጐሓፍ"
],
"answer_start": [
115
]
} | {
"text": [
"ጐሓፍ"
],
"answer_start": [
115
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0293 | TIGQA-E | ጐሓፍ | ኣብ እንሰርሐሎም ቦታታት ብዙሓት ዘየድልዩ ነገራት ይፍጠሩ እዮም። ነዚኦም እንትንኣሊ ጥንቃቐ ክንገብር ኣለና። እቶም እንድርብዮምን ኻልኦትን ኸየርስሑ ክንሓልይ ይግባእ። ካብ ስራሕና ጐሓፍ ብዘይምግዳስ እንድርበየሎም ኩነታት ኣለዉ። እዚኦም ድማ ከባቢ ንምብልሻው ምኽንያት ይኾኑ። ንሕማማት መበገሲ ዝኾኑ ህዋሳት ይፈጥሩ። ውፅኢቱ ድማ ንዝተፈላለዩ ተላበድቲ ሕማማት የሳጥሐና። ፋብሪካታት ዝተፈላለዩ ምህርቲ ብምፍራይ ናብራና ይድግፉ። | ንሕማማት መበገሲ ዝኾኑ እንታይ ይፍጠሩ? | {
"text": [
"ህዋሳት"
],
"answer_start": [
191
]
} | {
"text": [
"ህዋሳት"
],
"answer_start": [
191
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0294 | TIGQA-E | ጐሓፍ | ኣብ እንሰርሐሎም ቦታታት ብዙሓት ዘየድልዩ ነገራት ይፍጠሩ እዮም። ነዚኦም እንትንኣሊ ጥንቃቐ ክንገብር ኣለና። እቶም እንድርብዮምን ኻልኦትን ኸየርስሑ ክንሓልይ ይግባእ። ካብ ስራሕና ጐሓፍ ብዘይምግዳስ እንድርበየሎም ኩነታት ኣለዉ። እዚኦም ድማ ከባቢ ንምብልሻው ምኽንያት ይኾኑ። ንሕማማት መበገሲ ዝኾኑ ህዋሳት ይፈጥሩ። ውፅኢቱ ድማ ንዝተፈላለዩ ተላበድቲ ሕማማት የሳጥሐና። ፋብሪካታት ዝተፈላለዩ ምህርቲ ብምፍራይ ናብራና ይድግፉ። | ውፅኢት ሕማማት ንምንታይ የሳጥሐና? | {
"text": [
"ንዝተፈላለዩ ተላበድቲ ሕማማት"
],
"answer_start": [
210
]
} | {
"text": [
"ንዝተፈላለዩ ተላበድቲ ሕማማት"
],
"answer_start": [
210
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0295 | TIGQA-E | ጐሓፍ | ኣብ እንሰርሐሎም ቦታታት ብዙሓት ዘየድልዩ ነገራት ይፍጠሩ እዮም። ነዚኦም እንትንኣሊ ጥንቃቐ ክንገብር ኣለና። እቶም እንድርብዮምን ኻልኦትን ኸየርስሑ ክንሓልይ ይግባእ። ካብ ስራሕና ጐሓፍ ብዘይምግዳስ እንድርበየሎም ኩነታት ኣለዉ። እዚኦም ድማ ከባቢ ንምብልሻው ምኽንያት ይኾኑ። ንሕማማት መበገሲ ዝኾኑ ህዋሳት ይፈጥሩ። ውፅኢቱ ድማ ንዝተፈላለዩ ተላበድቲ ሕማማት የሳጥሐና። ፋብሪካታት ዝተፈላለዩ ምህርቲ ብምፍራይ ናብራና ይድግፉ። | ናብራና ዝድግፍ እንታይ እዩ? | {
"text": [
"ምህርቲ ብምፍራይ"
],
"answer_start": [
250
]
} | {
"text": [
"ምህርቲ ብምፍራይ"
],
"answer_start": [
250
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0296 | TIGQA-E | ጐሓፍ | ፋብሪካታት ምህርቲ ንምፍራይ ጥረ ኣቑሑ ይጥቀሙ። ኣብ ከይዲ ምፍራይ ካብቶም ጥረ ኣቕሑ ተረፍመረፍ ምህርቲ ዝኾኑ ነገራት በብ እዋኑ ይፍጠሩ።እዚኣቶም ከም ጐሓፍ ስለ ዝሕሰቡ ንኽእለዩ ይፍለዩን ብዘይ ጥንቃቐ ናብ ከባቢ ይድርበዩን ። በዚ ምኽንያት ንምርሳሕ እቲ ከባቢ መንቀሊ ይኾኑ።ካብ ፋብሪካታት ዝወፅእ ጐሓፍ ኣብቲ ከባቢ ዘየድልዩ ነገራት ክእከቡ ይገብር።በዚ ድማ እቲ ከባቢ ንዝተፈላለዩ ጐዳእቲ ህዋሳት ፍልፍል ይኸውን።ኣብቲ ከባቢን እንነብር ድማ ንዝተፈላለዩ ሕማማት የቃልዐና ። እዚ ሓደጋ ካብ ምትሓ... | ፋብሪካታት ምህርቲ ንምፍራይ እንታይ ይጥቀሙ? | {
"text": [
"ጥረ ኣቑሑ"
],
"answer_start": [
18
]
} | {
"text": [
"ጥረ ኣቑሑ"
],
"answer_start": [
18
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0297 | TIGQA-E | ጐሓፍ | ፋብሪካታት ምህርቲ ንምፍራይ ጥረ ኣቑሑ ይጥቀሙ። ኣብ ከይዲ ምፍራይ ካብቶም ጥረ ኣቕሑ ተረፍመረፍ ምህርቲ ዝኾኑ ነገራት በብ እዋኑ ይፍጠሩ።እዚኣቶም ከም ጐሓፍ ስለ ዝሕሰቡ ንኽእለዩ ይፍለዩን ብዘይ ጥንቃቐ ናብ ከባቢ ይድርበዩን ። በዚ ምኽንያት ንምርሳሕ እቲ ከባቢ መንቀሊ ይኾኑ።ካብ ፋብሪካታት ዝወፅእ ጐሓፍ ኣብቲ ከባቢ ዘየድልዩ ነገራት ክእከቡ ይገብር።በዚ ድማ እቲ ከባቢ ንዝተፈላለዩ ጐዳእቲ ህዋሳት ፍልፍል ይኸውን።ኣብቲ ከባቢን እንነብር ድማ ንዝተፈላለዩ ሕማማት የቃልዐና ። እዚ ሓደጋ ካብ ምትሓ... | መንቀሊ ርስሓት እንታይ እዩ? | {
"text": [
"ተረፍመረፍ ምህርቲ"
],
"answer_start": [
56
]
} | {
"text": [
"ተረፍመረፍ ምህርቲ"
],
"answer_start": [
56
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0298 | TIGQA-E | ጐሓፍ | ፋብሪካታት ምህርቲ ንምፍራይ ጥረ ኣቑሑ ይጥቀሙ። ኣብ ከይዲ ምፍራይ ካብቶም ጥረ ኣቕሑ ተረፍመረፍ ምህርቲ ዝኾኑ ነገራት በብ እዋኑ ይፍጠሩ።እዚኣቶም ከም ጐሓፍ ስለ ዝሕሰቡ ንኽእለዩ ይፍለዩን ብዘይ ጥንቃቐ ናብ ከባቢ ይድርበዩን ። በዚ ምኽንያት ንምርሳሕ እቲ ከባቢ መንቀሊ ይኾኑ።ካብ ፋብሪካታት ዝወፅእ ጐሓፍ ኣብቲ ከባቢ ዘየድልዩ ነገራት ክእከቡ ይገብር።በዚ ድማ እቲ ከባቢ ንዝተፈላለዩ ጐዳእቲ ህዋሳት ፍልፍል ይኸውን።ኣብቲ ከባቢን እንነብር ድማ ንዝተፈላለዩ ሕማማት የቃልዐና ። እዚ ሓደጋ ካብ ምትሓ... | ካብፋብሪካታትዝወፅእጐሓፍ እንታይ ይገብር? | {
"text": [
"ዘየድልዩ ነገራት ክእከቡ"
],
"answer_start": [
206
]
} | {
"text": [
"ዘየድልዩ ነገራት ክእከቡ"
],
"answer_start": [
206
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0299 | TIGQA-E | ጐሓፍ | ፋብሪካታት ምህርቲ ንምፍራይ ጥረ ኣቑሑ ይጥቀሙ። ኣብ ከይዲ ምፍራይ ካብቶም ጥረ ኣቕሑ ተረፍመረፍ ምህርቲ ዝኾኑ ነገራት በብ እዋኑ ይፍጠሩ።እዚኣቶም ከም ጐሓፍ ስለ ዝሕሰቡ ንኽእለዩ ይፍለዩን ብዘይ ጥንቃቐ ናብ ከባቢ ይድርበዩን ። በዚ ምኽንያት ንምርሳሕ እቲ ከባቢ መንቀሊ ይኾኑ።ካብ ፋብሪካታት ዝወፅእ ጐሓፍ ኣብቲ ከባቢ ዘየድልዩ ነገራት ክእከቡ ይገብር።በዚ ድማ እቲ ከባቢ ንዝተፈላለዩ ጐዳእቲ ህዋሳት ፍልፍል ይኸውን።ኣብቲ ከባቢን እንነብር ድማ ንዝተፈላለዩ ሕማማት የቃልዐና ። እዚ ሓደጋ ካብ ምትሓ... | ከባቢ ንዝተፈላለዩ ጎዳእቲ ህዋሳት እንታይ ይኸውን? | {
"text": [
"ፍልፍል"
],
"answer_start": [
258
]
} | {
"text": [
"ፍልፍል"
],
"answer_start": [
258
]
} | [
"exact_span"
] | false |
tigqa-e-train-0300 | TIGQA-E | ጐሓፍ | ፋብሪካታት ምህርቲ ንምፍራይ ጥረ ኣቑሑ ይጥቀሙ። ኣብ ከይዲ ምፍራይ ካብቶም ጥረ ኣቕሑ ተረፍመረፍ ምህርቲ ዝኾኑ ነገራት በብ እዋኑ ይፍጠሩ።እዚኣቶም ከም ጐሓፍ ስለ ዝሕሰቡ ንኽእለዩ ይፍለዩን ብዘይ ጥንቃቐ ናብ ከባቢ ይድርበዩን ። በዚ ምኽንያት ንምርሳሕ እቲ ከባቢ መንቀሊ ይኾኑ።ካብ ፋብሪካታት ዝወፅእ ጐሓፍ ኣብቲ ከባቢ ዘየድልዩ ነገራት ክእከቡ ይገብር።በዚ ድማ እቲ ከባቢ ንዝተፈላለዩ ጐዳእቲ ህዋሳት ፍልፍል ይኸውን።ኣብቲ ከባቢን እንነብር ድማ ንዝተፈላለዩ ሕማማት የቃልዐና ። እዚ ሓደጋ ካብ ምትሓ... | ካብ ምትሓት ግንዛበን ጥንቃቐን ኣተኣላልያ ጐሓፍ ዝመፅእ እንታይ እዩ? | {
"text": [
"ሕማም"
],
"answer_start": [
-1
]
} | {
"text": [
""
],
"answer_start": [
-1
]
} | [
"free_form"
] | true |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.