id stringlengths 70 70 | text stringlengths 80 38.3k | char_count int64 80 38.3k | topic stringclasses 9
values | issue_date timestamp[s]date 2025-11-01 00:00:00 2026-04-25 00:00:00 ⌀ | source_pdf stringclasses 63
values | page_start int64 1 12 | page_end int64 1 12 |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
81d98fce0a166f83f75b0539f89ddd07cac1d23dd8bd1da839d56e2ba5342891:00000 | ምሉእብርሃን ሃብተገብርኤል ሰብ-ሰርሖ ብልሒ ብዕቱብን ብጥንቃቐን ዝተፈላለየ ዓቕሚ ዘለዎም መንእሰያት ተስፋኣለም የማነ ሙሴ ገ/እግዚኣብሄር ኣፍልጦኦም ኣብ ሰብ-ሰርሖ ብልሒ ክብ ብምባል ኣብ ስርሖምን ከባቢኦምን ቍ.ስ 201820 (250) እወታዊ ጽልዋ ምሕዳር ኣገዳሲ ፋክስ. 12749 - ቍ.ሳ.ጶ. 247 ስለዝዀነ፡ እቲ ሰሚናር ከምእተወደበ ለይ-ኣውት ገሊጹ። ፍርቱና ኤፍሬም ትንሱእ ፍስሃየ ኣብ መወዳእታ ሚኒስተር ሃብቲ ባሕሪ ሳምራዊት ሃብተ ሰሎሜ ኣፈወርቂ ኣቶ ተወልደ ቀላቲ፡ ዓለም ኣብ ምዕባለ ፋጥና ... | 6,784 | null | null | haddas_eritra_11122025.pdf | 2 | 3 |
81d98fce0a166f83f75b0539f89ddd07cac1d23dd8bd1da839d56e2ba5342891:00001 | ተፈጥሮኣዊ ጸጋ መርገም ዶ ምርቓ እዚ ምንጽጻር፡ ምስቲ ኣብ ዓውዲ ይቕጽል ሓዳስ ኤርትራ መበል 35 ዓመት ቁ.87 1 ታሕሳስ 2025 - ገጽ 4 ዛዕባ ሎሚ ዛዕባ ሎሚ ልኡላውነት ኤርትራን፡ ዝምቡዕ ፖሊሲ ባሕሪ ሰልፊ ብልጽግናን ብዓብዱ ዑስማን ኮይኑ ኣሎ። መንግስቲ ኤርትራ ግን ኤርትራ ክፋል ኢትዮጵያ ኮይና’ውን ኣህጉራዊ ኣፍልጦ ክትረክብ ካብ ሕግን ቻርተር ሕቡራት ሃገራትን፡ ምስ ንኸምዚ ዝኣመሰለ ህውተታ ብረቂቕ ኣይትፈልጥን። መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝኾነ “መግለጺ ዝተነደፉ ስርዓታዊ ኣፍልጦ ሃገርነትን ትርጉ... | 6,422 | null | null | haddas_eritra_11122025.pdf | 3 | 4 |
81d98fce0a166f83f75b0539f89ddd07cac1d23dd8bd1da839d56e2ba5342891:00002 | ኩነታት ጸጥታ’ታ ሃገር ልዕሊ ዓቕሞም ምውሳድ ጌጋ ምዃኑ ጥራይ ዘይኮነስ፡ ሓዳስ ኤርትራ መበል 35 ዓመት ቁ.87 1 ታሕሳስ 2025 - ገጽ 5 ሸባብ ሃማመተኤ ሕቶ ሸባብ ሃ.ማ.መ.ተ.ኤ. ምኽሪ ብተሌፎን ካብ ዝጅምር፡ ብዙሓት መንእሰያት ተጠቐምቲ ናይ’ዚ ኣገልግሎት ኮይኖም ኣለዉ። ንኡስ ዓምዲ “ሕቶ ሸባብ” እምበኣር ንገለ ካብ’ቲ ብቑጽሪ ስልኪ 124256 ወይ ብቑ.ሳ.ጶስጣ 1042 ናብ “ሆት ላይን” ዝቐርብ ሕቶታት እያ እትምልስ። ኣማኻሪ፥ ሄለው ናብ ኣገልግሎት ዕግበትኪ ካብ ውሽጥኺ! ብዘይ ዕግበት እ... | 7,859 | null | null | haddas_eritra_11122025.pdf | 4 | 6 |
81d98fce0a166f83f75b0539f89ddd07cac1d23dd8bd1da839d56e2ba5342891:00003 | ምሕረት ሃብቶም ደበሳይ፡ ተጻዋዒ ተኽለማርያም ተባሂሉ ይተኣረመለይ ከሳሲ ኣቶ ዳዊት ዑቕባክርስቶስ ሊላይ፡ ሽሻይ ተስፋይ በራኺ፡ ኣቦይ ተስፋይ ተኽሊት ክፍላይ ንጉሰ፡ ናይ ሞግዚትነት ስለ ዝበለት፣ ዝቃወም እንተሎ፡ ገብሪኤላ ሚኪኤል ኣብርሃ፡ ብኣደ ተኸሳሲት ዮርሳሌም ሸዊት በለጠ፡ ናይ በራኺ ወልደስላሴ ስለዝዓረፈ፡ ኣነ ምስ ክሲ ተመስሪቱልካ ስለ ዘሎ፡ ኣድራሻኻ ሓዳር ክሲ ቀሪቡልኪ ስለዘሎ፡ ብኣካል ን5/1/26 ኣብ ቤ/ፍ 5ይ መጋባእያ ኣሕዋተይ 1.ገነት ተስፋየ 2.ኣማኑኤል 2 ህሉዋት ኣሕዋተይን 1 መዋ... | 8,983 | null | null | haddas_eritra_11122025.pdf | 6 | 8 |
81d98fce0a166f83f75b0539f89ddd07cac1d23dd8bd1da839d56e2ba5342891:00004 | ሉል ተስፋይ ስልጡን ምብህሃል፡ መፍትሒ ጸገማት ስድራቤት ሚ/ዕ/ማ/ድሕነትን ምዃኖም ይጠቅስ። ስለዚ ሰብ ሓዳር ኣብ ድሕረ ባይታ ሰብ ሓዳርው‘ን ብተመሳሊ፡ መንጎኦም ኣብ ብዙሕ ጉዳያት ከጋጥም ኣብ ዘመናዊ ሕብረተሰብ ዓለም፡ ብርክት ዓቢ ፍልይ ክህልዎ ይኽእል። መጻምዲ፡ ንዝኽእል ዘይምርድዳእ፡ ባህርያትን ዝበለ ንህይወት ስድራቤታት ዝለወጠ ገስጋስ ኣብ ግዜ ንእስነቶም፡ ኣብ ማሕበራዊ ህይወት ስምዒታትን ክልቲኡ ጾታ ኣብ ግምት ተመዝጊቡ ኣሎ። እዚ ገስጋስ ኣዝዩ ኣገዳሲ ሕብረተሰብ ዝነበሮም ንጡፍ ተራ’ውን ብ... | 9,894 | null | null | haddas_eritra_11122025.pdf | 8 | 9 |
81d98fce0a166f83f75b0539f89ddd07cac1d23dd8bd1da839d56e2ba5342891:00005 | ሰዓት መደብ ደንጒና ንድቅሶ ወይ ከይደቀስና ንሓድሮ 12፡0 ሃገራዊ መዝሙር ሓደ ኣይኮነን። እቲ ቀንዲ ፍልዩ ከኣ ኣብ 12፡02 መደብ ቆላሕታ ሃቐና ወይ ድሌት እዩ። ሓንሳብ ስራሕ 12፡30 ዜና (ትግርኛ) እዩ ዘዛሕትሎ። ብተወሳኺ፣ ለይቲ ኣብዚ ክንጥንቀቐሉ ዘለና ግን፣ ወላ ኣብ ምስ ሓዝና ከይተረድኣና ናይ ለይቲ ከም ካልኣይ ጠንቂ ኮይኑ ዝርአ ከኣ 12፡50 ዜና ስፖርት ዘይምድቃስና ናብ ናይ ቀትሪ ድቃስን ቀዳመ-ሰንበት በቲ ዝለመድናዮ ሰዓት ሰዓታት ክኸይድ ይኽእል’ዩ። ወይ’ውን ትሑት ነብሰ-ቁጽር እዩ... | 1,905 | null | null | haddas_eritra_11122025.pdf | 9 | 9 |
81d98fce0a166f83f75b0539f89ddd07cac1d23dd8bd1da839d56e2ba5342891:00006 | ነመሓድር። ቀትሪ እንታይ ክንገብር ሓዳስ ኤርትራ መበል 35 ዓመት ቁ.87 1 ታሕሳስ 2025 - ገጽ 10 ት “ንድፊ መምሃሪ ካሪክለም ቤት ትምህርቲ ቋንቋ ዓረብ፡ ኤርትራዊ መንነትን ባህልን ዘማእከለ’ዩ” ት መ ሕ መም/ኣሕመድ ዑመር ሸኽ ቃለተጸሚድና። ነዚ ኣብ ንሰርሓሉ ዝነበርና ከኣ፡ ኣብ ጕዕዞ ናይቲ ትምህርቲ፡ ‘እዚ ትምህርቲ’ዚ ኣብርሃም ዘርአ (ወዲ ሃለቃ) እዋን፡ ኣብ’ዚ ስራሕ ከም ቀዳማይ ኣብ ኣዝዩ ኣኽሳቢ ኰይኑ ረኺበዮ። ካብ ዘይጅመርን ዘይሰፍሕን’ ርእስና ዝቀላቐል ዝነበረ ሕቶ፡ ንሕና ተመሃሮ... | 6,010 | null | null | haddas_eritra_11122025.pdf | 9 | 11 |
81d98fce0a166f83f75b0539f89ddd07cac1d23dd8bd1da839d56e2ba5342891:00007 | ኢኔስታ፡ ጋንታኡ ጽቡቕ ምህላዋ ተዛሪቡ ኺ ወሳ ተ ሓደ ካብ ወነንቲ ሓዳስ ክለብ ቅድም መዋሊኣ ኮይኑ ይርከብ። በዚ ከኣ፡ እዛ ኣብ ተቐዳደምቲ ዓለም ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ፡ ብሽክለታ ኤን.ኤስ.ኤን (NSN Cycling ስጳኛ ዝመዓስከራ ክለብ፡ ብናይ ስዊዘርላንድ ዝሓለፈ ሰሙን ብናይ ሰለስተ ዓመታት ውዕል ጥቕሚ “ስፕረይ” እንታይ እዩ? Team) ዝኾነ ኣንድረስ ኢኔስታ፡ እታ ክለብ ልቸንሳ ስማ ቀይራ ንሓዲሽ ዓመተ-ውድር ምፍራማ ይዝከር። ኣብ ብዙሕ መዳያ ጽቡቕ ምህላዋ ተዛሪቡ። ኣብ ምድላው ትርከብ። ና... | 4,753 | null | null | haddas_eritra_11122025.pdf | 11 | 11 |
81d98fce0a166f83f75b0539f89ddd07cac1d23dd8bd1da839d56e2ba5342891:00008 | ሓዳስ ኤርትራ መበል 35 ዓመት ቁ.87 1 ታሕሳስ 2025 - ገጽ 12 ዜና ዓለም ዜና ዓለም ሸዊት ተኽለ ኣውስትራልያ፡ ኣብ ተጠቃምነት ማሕበራዊ መራኸቢ ገደብ ገይራ “ምርጫ ከካይድ ድሉው እየ” ዘለንስኪ ብምግላጽ፡ እቲ ሕጊ፡ ሓንጸጽቲ ፖሊሲ ጐድናዊ ሳዕቤናት ተጠቃምነት ማሕበራዊ መራኸቢ ክገትእዎ ከም ዝኽእሉ ዘረጋግጽ ምዃኑ ኣብሪሁ። ንሱ ወሲኹ፡ “እዚ ዓቢ ለውጢ ከምጽእ’ዩ፡” ድሕሪ ምባል፡ ኣውስትራልያ ወሲዳቶ ዘላ ስጉምቲ ኣብ መላእ ዓለም ኣድናቖት ዝረክብ ምዃኑ ገሊጹ። ኣልባነዝ ኣብ ዝለኣኾ ናይ ቪድ... | 3,857 | null | null | haddas_eritra_11122025.pdf | 11 | 12 |
e705e87562eb93276b483683a56caa080814ad082f3f5f2250acbc2102f0f3d4:00009 | መበል 35 ዓመት ቁ.89 ቀዳም 13 ታሕሳስ 2025 ገጻት 12 ዋጋ 2.0 ናቕፋ ገጽ 2 ገጽ 3 ገጽ 4 ገጽ 5 ገጽ 1 ክሰምረለይ ባህርያዊ ድዂዒ፡ ኮምፕስት | 99 | null | null | haddas_eritra_13122025.pdf | 1 | 1 |
e705e87562eb93276b483683a56caa080814ad082f3f5f2250acbc2102f0f3d4:00010 | ኣገደስቲ እንዶታት ዞባ ማእከል - መደብ ጸወታ ዜና ኵዕሶ እግሪ ተሰሪዑ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ከተማ ጅዳ ኣትዩ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ናይ ኣብቲ ናይ ምቕባል ስነ-ስርዓት፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ሓይሊ ኤርትራ ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ነዚ ዒላማ ንዝገበረ ሃገርን ገስጋሱን ዝምልከት ሕቶታት ንግስነት ስዑድያ ዑደቱ ብምቕጻል፡ ጠቕላሊ ቈንስል ኤርትራ ኣብ ጅዳ ኣቶ ሓርበኝነት ህዝባ ስለዝዀነ፡ ኣብ ወጻኢ ሽርሕታት ብንቕሓት ምክትታልን ድሕሪ ምቕራብ፡ ኣበርክቶኦም ንምዕዛዝ ትማሊ ኣብ ሰዓታት ድሕ... | 6,025 | null | null | haddas_eritra_13122025.pdf | 1 | 2 |
e705e87562eb93276b483683a56caa080814ad082f3f5f2250acbc2102f0f3d4:00015 | ቍ.ስ.1395-0758045 ምልክታ ቍ.ስ. 125013 - ቍ.ሳ.ጶ. 1284 ሓዳስ ኤርትራ መበል 35 ዓመት ቁ.89 13 ታሕሳስ 2025 - ገጽ 3 ሱራፌል ተስፋብሩኽ መጽናዕትኻ ከም እተጥፍእን | 121 | null | null | haddas_eritra_13122025.pdf | 2 | 3 |
e705e87562eb93276b483683a56caa080814ad082f3f5f2250acbc2102f0f3d4:00016 | ኣገደስቲ እንዶታት ይገብረካ። ንእኦም ኣፋኒኻ ነቲ 1 ዝነበረካ ሃዋህው ክትመልሶ ንዕዉት ጕዕዞ ትምህርቲ ኣጸጋሚ’ዩ። ስለዚ፡ እተጽንዓሉን እትጻወተሉን ግዜ ካብ ሰዓት ክንደይ ክሳብ ክንደይ ምዃኑ ተመሃሮ ዕዉታት ክዀኑ ካብኡ ክነውሕ ኣይምረጽን። ኣቐዲምካ ንዅሉ ሰብ ፍሉጥ ዝገብሩዎ ልምድታት ግበሮ። 2. ናይ መጽናዕቲ ውሱን ግዜ ኣሎዎም። ነዚ ልምድታት ብምጥቃም፡ ካልኦት ተመሃሮ ምህላዉ 9. ዘይትርደኦ እንተ ኣጋጢምካ ክዕወቱ ይኽእሉ እዮም። ውሱን ናይ መጽናዕቲ ግዜ ምስ ብጾትካ ኴንካ ምፍታን ኣብዚ ብተኻታ... | 1,083 | null | null | haddas_eritra_13122025.pdf | 3 | 3 |
e705e87562eb93276b483683a56caa080814ad082f3f5f2250acbc2102f0f3d4:00021 | ም ሑ ን ፍ ባ ብ (ኖት) 10. ቀደመ ሰንበት ምጽናዕ ኣብ ሓደ እዋን፡ ብሓንሳብ፡ ካብ ቍሩብ ትጽውት ኣቢለ፡ መጽናዕቲ ሓደ ይዅን። ንኣብነት፥ ካብ ሰዓት ብዙሓት ተመሃሮ ቀዳመ ሰንበት ዕዮ ገዛ ክትሰርሕ እንከለኻ ዓቕምኻ ንላዕሊ ብዙሕ ከተጽንዕ ክጅምር’የ፡” “ሰዓት ገና’ዩ ዘሎ 8 ክሳዕ 1 ከተጽንዕ መደብ ጸወታ’ምበር ውራይ መጽናዕቲ ብልክዕ መልሲ ክትህብን ተወሳኺ ምፍታን፡ ድኻም የስዕበልካ’ሞ አርክበሉ’የ፡” ወዘተ ዝብል ሓሳባት እንሃልዩካ፡ ኵሉ መዓልቲ ኣብዚ ክዝክሩ ኣይደልዩን’ዮም። “ካብ ሓበሬታ ... | 3,658 | null | null | haddas_eritra_13122025.pdf | 3 | 3 |
e705e87562eb93276b483683a56caa080814ad082f3f5f2250acbc2102f0f3d4:00022 | - Albert Eintein ማክዳ ትንሱእ ንትምህርቲ፡ ምህዞ፡ ርኽበትን ሓፈሻዊ ህይወትን ዝገልጽ ጥቕሲ ሓዳስ ኤርትራ መበል 35 ዓመት ቁ.89 13 ታሕሳስ 2025 - ገጽ 4 ሸባብ ሃማመተኤ ሕቶ ሸባብ ሃ.ማ.መ.ተ.ኤ. ምኽሪ ብተሌፎን ካብ ዝጅምር፡ ብዙሓት መንእሰያት ተጠቐምቲ ናይ’ዚ ኣገልግሎት ኮይኖም ኣለዉ። ንኡስ ዓምዲ “ሕቶ ሸባብ” እምበኣር ንገለ ካብ’ቲ ብቑጽሪ ስልኪ 124256 ወይ ብቑ.ሳ.ጶስጣ 1042 ናብ “ሆት ላይን” ዝቐርብ ሕቶታት እያ እትምልስ። ደዋሊ፥ ሄለው፡ ኣገልግሎት ምኽሪ ክሰምረለ... | 577 | null | null | haddas_eritra_13122025.pdf | 3 | 4 |
e705e87562eb93276b483683a56caa080814ad082f3f5f2250acbc2102f0f3d4:00023 | ወጻኢ ሃገር’የ ዝነብር። ሕጂ ግና ቃላት ብምጥቃም፡ ንስምዒታተን ደዋሊት፥ ትጽቢተይ ደኣ ከምቶም ካብ ኣስመራ’የ ዝድውለልካ ዘለኹ። ብምሕላው ምዕባለታተን ምግምጋም ከባቢኦም ምሂሩዎም ምእዙዛት ኣማኻሪ፥ መርሓባ! ሕራይ እንታይ ከድሊ’ዩ። ለውጢ ዘይብሉ ናብራ መንእሰያት ክኾና፡ ባህገይ ሰሚሩ፡ ክሕግዘኪ? ይነብራ እንተ’ለዋ ግና ዳግመ ግምት ካብቲ ናይ ምዕራባውያን ባህሊ ክትገብሪ ይግባእ። ነዚ ንምርግጋጽ ደዋሊት፥ ክልተ ኣብ ፊንላንድ ክገላገላለይ’ዩ ነይሩ። ከኣ ንደቅኺ ኣበየናይ እዋን እንታይ ዝዓበያ ኣዋል... | 509 | null | null | haddas_eritra_13122025.pdf | 4 | 4 |
e705e87562eb93276b483683a56caa080814ad082f3f5f2250acbc2102f0f3d4:00024 | ብሓባር ዘይምህላውክን ዝፈጥሮ ኣማኻሪ፥ እሞ ብግልጺ ኣማኻሪ፥ ንስኺኸ ምስአን ኮፍ ከነናዲ ለይትን መዓልትን ብስራሕ ዓዶም ስለ እነላዮም፡ ብንኣሽቱኦም ተዘራሪብክንዶ? ርእሱ ዝኸኣለ ጸገም ከም ዘሎዎ ኢልኪ ማለት ድዩ? ዕረፍቲ ዘይብልና። ሌላ ሒዞም ስለ ዝዓብዩ ብዙሕ ምስትብሃል ኣገዳሲ’ዩ። ሰብን ቦታን ደዋሊት፥ ብግልጺ ከምዚ ትገብራ ደዋሊት፥ ምስ መቕርብ እምበር? ስክፍታ የብልናን። ዝፈጥሮ ለውጢ ዝከሓድ ዋላ እንተ ኣማኻሪ፥ ግዜ ዝውሕደኩም እንተ ኣለኽን ዘይኮነ ንዘይተጻፈ ባህረን ዘይኮነ፡ ጠባይ ደቅኺ ... | 1,279 | null | null | haddas_eritra_13122025.pdf | 4 | 4 |
e705e87562eb93276b483683a56caa080814ad082f3f5f2250acbc2102f0f3d4:00025 | እተስተምህርሉ እዋን፡ ርሕቀትኪ ጀሚረን’የን። ኣብቲ መጀመርያ፡ ወለዲ ንደቆም ካብኣቶም ተፈልዮም፡ ደዋሊት፥ ናጽነት ጥራይ ትብሎ፡ ደዋሊት፥ ሕጂ ደኣ 15ን 17ን ክትሕልዊ ጽቡቕ’ዩ። ንደቅኺ እዋኑ ምስቲ ዝለመዳኦ ኣተዓባብያ፡ ስለ ብኽብርታት ሃገሮም እናተዀስኰሱ ኣዘዝቲ ኮይኖም ንሳቶም ብዝበሉኻ ዓመት ገይረን ኣለዋ። ዝሓለወ ናይ ቀልድን ምዝንጋዕን ዘይተሳዅዓለን ምስ ኣለይተን ክዓብዩ ክደልዩዎም ይኽእሉ እዮም። እናተማእዘዝካ ኢኻ እትኸይድ። ግዜ ምፍላይ ከድልየኪ’ዩ። ኣማኻሪ፥ ብኸመይ ኣገባብ ኢኺ ብዙሕ ክ... | 2,893 | null | null | haddas_eritra_13122025.pdf | 4 | 4 |
End of preview. Expand in Data Studio
haddas-tigrinya-corpus
Monolingual Tigrinya newspaper text segmented into article bodies. Suitable for continued pretraining or causal language modeling of Tigrinya LLMs.
Source
Derived from the Haddas Eritrea newspaper archive: 63 PDF issues processed by the haddas-eritrea pipeline (extract -> clean -> segment -> translate -> label).
- Generated: 2026-04-26 12:21 UTC
- Row count: 2653
- Schema: id, text, char_count, topic, issue_date, source_pdf, page_start, page_end
Schema
{
"id": "81d98fce0a166f83f75b0539f89ddd07cac1d23dd8bd1da839d56e2ba5342891:00000",
"text": "ምሉእብርሃን ሃብተገብርኤል ሰብ-ሰርሖ ብልሒ ብዕቱብን ብጥንቃቐን ዝተፈላለየ ዓቕሚ ዘለዎም መንእሰያት ተስፋኣለም የማነ ሙሴ ገ/እግዚኣብሄር ኣፍልጦኦም ኣብ ሰብ-ሰርሖ ብልሒ ክብ ብምባል ኣብ ስርሖምን ከባቢኦምን ቍ.ስ 201820 (250) እወታዊ ጽልዋ ምሕዳር ኣገዳሲ ፋክስ. 12749 - ቍ.ሳ.ጶ. 247 ስለዝዀነ፡ እቲ ሰሚናር ከምእተወደበ ለይ-ኣውት ገሊጹ። ፍርቱና ኤፍሬም ትንሱእ ፍስሃየ ኣብ መወዳእታ ሚኒስተር ሃብቲ ባሕሪ ሳምራዊት ሃብተ ሰሎሜ ኣፈወርቂ ኣቶ ተወልደ ቀላቲ፡ ዓለም ኣብ ምዕባለ ፋጥና ኣድም ሰብ-ሰርሖ ብልሒ በጺሓቶ ዘላ ደረጃ ዓቢ’ኳ እንተዀነ፡ ኵሉ ካብ ፍልጠት ምዝርጋሕ ጋዜጣ ስለዝብገስ፡ መንእሰያት ቀሲሞ ቍ.ስ.1395-0758045 ንዘለዉ ፍልጠት ብንባብን ሞያውነትን ምልክታ ብምድራዕ ኣብ ምዕባለ ሃገሮም ንቑሕ ቍ.ስ. 125013 - ቍ.ሳ.ጶ. 1284 ተራኦም ከዕዝዙ ተላብዩ። ሓዳስ ኤርትራ መበል 35 ዓመት ቁ.87 1 ታሕሳስ 2025 - ገጽ 3 ተስፊት ሓጐስ ቀዳማይ ክፋል ናይ ሓንቲ ሃገር ከምዝንኪ ዝገብር’ዩ። ተፈጥሮኣዊ ጸጋን ምዕባለን ምስ ምዕዛዝን ምንቁልቋልን ጠለብ ኣብ 1971 ተዓዋቲ ሽልማት ኖበል ዝኾነ ተፈጥሮኣዊ ጸጋ ተዛሚዱ ዝርአ ተሃዋሲ ስነቑጠበኛ ሳይሞን ኵዝነት ኢልዎ ተባሂሉ ዝኾነ ዋጋታትን ብእኡ ዝስዕብ ጽልዋን ብተደጋሚ ዝጥቀስ ብሂል ኣሎ። ንሱ እዩ። ብተፈጥሮኣዊ ጸጋ ሃብታማት ዝኾና ከኣ ኣብዛ ዓለምና ኣርባዕተ ዓይነት ሃገራት ሃገራት፡ ኣብ 1970ታት ብዝነበረ ልዑል ምህላወን እዩ። ንሳተን ድማ ምዕቡላት፡ ዋጋ ናይ ተፈጥሮኣዊ ጸጋ ተባቢዐን ገዚፍ ዘይማዕበላ፡ ጃፓን ከምኡ’ውን ኣርጀንቲና ዝመጠኑ ልቓሕ ዝተለቅሓ ብዙሓት እየን። ከምዝበሃላ’ዩ። ጃፓን ተፈጥሮኣዊ እቲ ዋጋታት፡ ኣብ 1980ታት ባይታ ምስ ጸጋታት ዝጎድላ፡ ኣብ ኲናት ዝተሳዕረት፡ ዘበጠ ግና ኣብ ዓዘቕቲ ናይ ዕዳ ከምዝሽመማ ዘይምዕብልቲ ክትከውን ዘኽእላ ኩሉ ኮይነን። እዚ ኩነት ካብ ዘጋጠመን ሃገራት ዓይነት ምኽንያት ዘለዋ ደሴታዊት ሃገር’ያ። ድማ ናይጀርያ፡ ኮት ዲቮርን ቨነዝዋላን ብኣንጻሩ፡ ኣርጀንቲና ብተፈጥሮኣዊ ይጥቀሳ። ጸጋታት ዝተመረቐት፡ ሰፊሕን ፍርያምን ተፈጥሮኣዊ ጸጋ ደራኺ ቁጠባዊ ምዕባለ መሬት ዘለዋ፡ ዝተፈላለዩ ወሰንቲ ማዕድናት ክኸውን ኣይክእልን ዝብል ኣብ 1950ታት ትውን፡ ኣዕነውቲ ኲናት ዘየጋጠማ ሃገር’ያ። ዝቐረበ ግኑን መደምደምታ’ውን ኣሎ። ኣርጀንቲና፡ ብዕቑር ጸጋኣ ዓለምለኻዊ ናይዚ ጽልሙት ኣረኣእያ መንቀሊ ድማ ተጠማትነት ዘለዋ ሃገር’ያ። ኣርጀንቲና፡ ዕደና (ብቐንዱ ኣብ ዘይማዕበላ ሃገራት) ብደረጃ ዓለም ተፈሊጡ ካብ ዘሎ ዕቑር ቁጠባ ግኑን ዝኾነ ንተራ ተፈጥሮኣዊ ጸጋ ጸለውቲ ናይ ዝበሃላ ሃገራት ኣተኵሮ ስሒቡ ናይ ምባል ዝንባለ ተርኢ’ያ። ፖሊሲታ ምስቲ ዘቤታዊ ቁጠባ ዝኾነ ምትእስሳር ጸጋ ማዕድን ሊትዮም ኣስታት 10.4 ኣብ ምርግጋጽ ዕብየትን ምዕባለን ዝገልጽ ዘሎ ጉዳይ ምስ ንርኢ ኣብ ተፈጥሮኣዊ ጸጋ ድማ ንሰደድ ተፈጥሮኣዊ ጸጋ ዘተባብዕ ዘይብሉን ንጹልን ኮይኑ ስለዝካየድ’ዩ። እቲ ሚእታዊት ትውን። ብመንጽር ሃገራት መረዳእታት ዝዛመድ’ዩ። እቲ ዓብላሊ ዘተኮረ’ዩ። ኣብዚ ኣብ ገለ ተክኖሎጅያዊ ንመስንዕን ካልእ ናይ ሰደድ ጽላትን ዝሃሲ ተነጽሎ ድማ እቲ ዘቤታዊ ቁጠባ ኪኖ’ቲ ዘፍርይኦ መጠን ሊትዮም ክትርአ እንከላ መደምደምታ፡ ተፈጥሮኣዊ ጸጋ ኣብ ምዕባለታት ዓቢ ምስግጋር ዝግበረሉ ስለዝኸውን እዚ ጽላታት ኣብ ነዊሕ እዋን ቀጥታዊ እቶት ካልእ ረብሓ ንኣብነት ድማ ኣብ ራብዓይ ደረጃ ትስራዕ። ብዘለዋ ምርግጋጽ ምዕባለ ወሳኒ ከምዘይኮነ’ዩ። ኣብ ዘሎ እዋን ተፈጥሮኣዊ ጸጋ ሕመረት ተሃሳዪ ይኸውን። እቲ ኣብ ተፈጥሮኣዊ ጸጋ ዕዳጋ ኣብ ምፍጣር ከምኡ’ውን ኣብ ዕቑር ጸጋ ነሓስ ብደረጃ ዓለም ኣብ ራብዓይ ክሊ ናይቲ ተፈጥሮኣዊ ጸጋ መርገምዶ ጂኦፖለቲካዊ ዝምድናታትን ቁርቁስን ተፈጢሩ ዝነበረ ዕሙር ጠለብ ምስ ሃጠመ ምስግጋር ተክኖሎጅን ሜላታት ምሕደራን ተርታ ትስራዕ። ብመጠን ተፍርዮ ወርቂ ምርቓ ዝብል ምጉት ዝቐርብ መረዳእታ’ውን ይኸውን ኣሎ። ምዕዛዝ ተሓዳሲ ጸዓት ድማ እቶት ናይታ ሃገር ስለዝንኪ ቁጠባዊ ኣበርክቶ ንኸይገብር ዝድርት’ዩ። እዚ ኣብ ደቡብ ኣመሪካ ራብዓይ ደረጃ ንተፈጥሮኣዊ ጸጋ ከም መርገም ንኽግለጽ ኣብ ጉዳይ ዓለማዊ ዋዕን ኩነታት ኣየርን ኩነታ ይህሰ። እቲ ካልእ ጽላታት ነቲ ብኸብድን-ሕቖን ክግለጽ ዝኽእል ዝምድና ትሕዝ። ኣዝዩ ልዑል ዕቑር ጸጋ ናይ ብሩር መገዲ ዘጣጥሕን መርገም ተባሂሉ ንኽግለጽ ከም ኣገዳሲ ኣማራጺ ኣብ ዝረኣየሉ ዘሎ ቁጠባዊ ኩነታት ኣብ ምሕያሽ ኣበርክቶ ድማ ዝምድና ወይ ምድርራኽ ከይህሉ ከምዘለዋ’ውን ይፍለጥ። እዚ ኮይኑ ከብቅዕ ዘብቅዐን እዩ። እቲ ሓቅን ክዉንነትን ግን መድረኽ ድማ ኣብ ምፍራይ ጸሓያውን ከይገብር ድማ ንነዊሕ እዋን ተጎስዩ ዝዓግት’ዩ። ግና ጃፓን ምዕብልቲ ክትከውን እንከላ ከምኡ ድዩ? ንፋሳውን ጸዓት ዘድሊ ማዕድናት ንምብሓት ስለዝጸንሕ ኣድማዕን ተወዳርን ዓቕሚ ኣርጀንቲና ግና ንኣስታት ሓምሽተ ዕቑድ ሓንቲ ሃገር ተፈጥሮኣዊ ጸጋ ስለዘለዋ ነዚ ንምግንዛብ ምንጪ ናይዚ ኣበሃህላ ወይ ዝግበር ዘሎ ክርፍስ ቀሊል ኣይኮነን። ኣይህልዎን። ካብ ምዕባል ተዓኒዳ ትርከብ። ምዕብልቲ’ያ ክትበሃል ኣይትከኣልን መግለጺ ምፍላጥ ኣገዳሲ’ዩ። እቲ ምኽንያት ብኤለክትሪክ ንዝሰርሓ ተሽከርከርትን ኣሉታዊ ጽልዋ ተፈጥሮኣዊ ጸጋ ኣብ ትኸውን። ማዕረ ማዕረኡ ድማ ተፈጥሮኣዊ ካልእ ተመሳሊ ኩነትን መግለጽን’ውን ሓደ ፖለቲካዊ ክኸውን እንከሎ እቲ ካልእ ጸዓት ናይ ምኽዛን ልዑል ብቕዓት ዘለዎ ቁጠባዊ ዕብየትን ልምዓትን ምስ መጠን ጸጋ ስለዘለዋ ክትምዕብል ከምዘጸግም ኣሎ። ናይ 2024 ተዓወቲ ሽልማት ኖበል ድማ ቁጠባዊ’ዩ። እቲ ፖለቲካዊ ረቛሒ ባትርን ንምፍራይ ዘድሊ ማዕድናት ሸርፊ ተዛሚዱ’ውን ይግለጽ’ዩ። ኣብዚ ክውሰድ ኣይግባእን። ምህላው ተፈጥሮኣዊ ብዓውዲ ስነቑጠባ ዝኾኑ ዳረን ኣስመጉሉን ምስ ጂኦፖለቲካ፡ ውሽጣውን ግዳማውን ንምውሓስ ዘሎ ላዕልን ታሕትን’ውን ከምኡ መዳይ ግኑን ዝኾነ ኣብነት “ሕማም ጸጋ ንናይ ምዕባለ ተኽእሎኣ ዓቢ ጸጋን ጄምስ ሮቢንሰን፡ “ስለምንታይ ሃገራት ግጭት ዝተሓዝ’ዩ። ካብ ተፈጥሮኣዊ ጸጋ ቀሊል ኣይኮነን። ናይ ዝኾነ ኤለክትሮኒካዊ ሆላንድ” (ዳች ዲዚዝ) ተባሂሉ ዝፍለጥ ድርኺትን ዝፈጥር’ዩ። ኣብዚ እዋን ምዕቡላት ይወድቃ” ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ 2012 ዝርከብ እቶት መን ይወንኖ ወይ ይብሓቶ ፍርያት (እንተላይ ወተሃደራዊ ኣጽዋርን ክልሰሓሳብ’ዩ። እዚ ኣብ 1982 ዝማዕበለ ካብ ዝበሃላ ሃገራት ሓያለይ ንተፈጥሮኣዊ ኣብ ዘሕተምዋ መጽሓፍ ዝተሰነደ። ነቲ ከምኡ’ውን ኣብ ምንታይ መዓላ ይውዓል መሳርሒታትን) ኣገዳሲ ኣካል ብምዃኑ ክልሰሓሳብ፡ ኣብ ተርእዮ ምውሳኽ ሓቀኛ ጸጋአን ተጠቒመን ነዚ ደረጃ ከምዝበጽሕኦ ዝተወሳሰበ ታሪኽ ኣብ ምዕባል ናይ ብዝብል ጉዳይ ኣብ ሓያለይ ሃገራት ብፍላይ ጸሊም-ነዳዲ ናይ 21 ክፍለዘመን ተባሂሉ መጠን ሸርፊ ናይ ሃገራዊ ባጤራ ዘተኩር’ዩ። ይፍለጥ። ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ዝርከባ ሃገራት ድማ በቲ ታሪኻዊ ኣብነት ድማ ኣብ ኣፍሪቃ ምንጪ ግጭት ምዃኑ ንዝግለጽ ዘሎ ‘ሰሚኮንዳክተር’ ንምፍራይ ቀንዲ መንቀሊ ናይቲ ምውሳኽ ድማ ፊንላንድ፡ ኖርወይ፡ ሽወደን፡ ካናዳን ናይ ዲሞክራሲያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ (ኮንጎ) ይግለጽ። ፖለቲከኛታትን ኣመሓደርትን ዘድሊ ማዕድናት ምውሓስ’ውን ከምኡ ተፈጥሮኣዊ ጸጋ ዝፈጥሮ ዘይተሓስበ ሽሻይ ኣውስትራልያን ብውሕዱ ክጥቀሳ ዝኽእላ ኣቢሎም ገሊጾሞ ኣለዉ። እታ ኣብ ሓደ ናይቲ ተፈጥሮኣዊ ጸጋ ዝርከበሉ ከባቢ ቀዳምነት ናይዘን ሃገራት ኮይኑ ዝስርሓሉ ኣብ እቶት ሃገራት’ዩ። እቲ ተፈጥሮኣዊ እየን። ምዕባለ ናይዘን ሃገራት ግና ብኣብነት እዋን በልጅማዊት ኮንጎ ተባሂላ ትፍለጥ ዝበዝሐ ክፋል ናይቲ እቶት ኣብ ልምዓት ዘሎ’ዩ። ብጉዳይ ሩስያን ዩክረይን ኣብ ጸጋ ዝፈጠሮ ሽሻይ፡ ንጠለብ ሃገራዊ ባጤራ ተራእዩ ተፈጥሮኣዊ ጸጋ ኣብ ምዕባለ ወሳኒ ዝነበረት ብግብሪ ግና ናይ ውልቂ ሕዛእቲ ናይቲ ከባቢ ክውዕል ኣለዎ ክብሉ እንከለዉ ነዳድን ስርናይን ንዝተራእየ ናህሪ ዋጋን ናይታ ብዓልቲ-ጸጋ ዝኾነት ሃገር ከምዝዓቢ ተራ ከምዘለዎ ዘመልክት መደምደምታ ንጉስ በልጅዩም ሊዮፖልድ ካልኣይ ዝነበረት ማእከላይ መንግስቲ ድማ እቲ እቶት ብእኡ ዝሰዓበ ቁጠባዊ ምዝንባልን (ምዕቡላት ስለዝገብሮ ኣብ መጠን ሓቀኛ ሸርፋ ወሰኽ ብሕልፊ ከኣ በቲ ዓብላልነት ዘለዎ ቁጠባዊ ሃገር ሕሱም መግዛእታዊ ሕልፈትን ክምእከልን ብደረጃ ሃገር ክመቓራሕ ኣብ ዝበሃላ ሃገራት ከይተረፈ) ምስ ኣገዳስነት ይኽሰት። እቲ ምውሳኽ ድማ ኣፍራዪ ኣረኣእያ ኣይቀርብን። እኳ ደኣ ብኣንጻሩ ተመክሮን ዝረኣየት’ያ። ናጽነታ ካብ ከምዘለዎን ይኣምን። ዜጋታት፡ መንግስቲ ተፈጥሮኣዊ ጸጋ ተዛሚዱ ዝርአ ጉዳይ እዩ። ጸጋታት ናይታ ሃገር ተነገድቲ (ትሬደብል) እተን ብኣብነት ዝጥቀሳ እተን ብተፈጥሮኣዊ ትእውጅ ንደሓር’ውን እንተኾነ ብቐጥታዊ ነቲ እቶት ኣብ ምሕያሽ መነባብሮኦም እዚ ዝተንከፈ ኣብነታት ድማ ኣገዳስነት ዝኾኑ ፍርያት፡ ንኣብነት ናይ መስንዕ ፍርያት ጸጋ ዘይተዓደላ ግን ከኣ ቁጠባዊ ዕብየት ምትእትታው ናይ ግዳም ሓይልታትን ከውዕሎ ክጽበዩ እንከለዉ ገለ ብልሹዋት ተፈጥሮኣዊ ጸጋ ኣብ ቁጠባዊ መዳይ ጥራይ ኣብ ምፍራይ ክንዲ ዝውዕል ተነገድቲ ዘርኣያ ከም ጃፓን፡ ደቡብ ኮርያ መሰልተን ተበለጽቲ መራሕትን ካብ ምሕማስን ሰበስልጣን መንግስቲ ግና ነቲ እቶት ናብ ዘይኮነ ኣብ ወተሃደራውን ድሕነታውን ዘይኮኑ ፍርያት ኣብ ምፍራይ ይውዕል። እየን። እዚ መራጎዲ ናይቲ በዚ ደንበ ምዝመዛን ገና ከምዘየዕረፈት ብዙሕ ውልቃዊ ሕሳባቶም ከምዝቐንዕ ይገብሩዎ። መዳይ’ውን ልዑል ምዃኑ ዘመልክት’ዩ። እዚ ምስግጋር ጸጋታት ማእቶት ከኣ ኣብቲ ዝቐርብ ምጉት’ዩ። እዘን ሃገራት ተፈጥሮኣዊ ይግለጽ’ዩ። በዚ ከኣ ግጭትን ዕግርግርን ብቐሊሉ ናይ መስንዕ ጽላት ጸቕጢ ዝፈጥርን ብእኡ ጸጋ የብለን ማለት ድማ ተፈጥሮኣዊ ጸጋ ይለዓል። እቲ ቁጠባዊ ረቛሒ ጽልዋኡ ከምቲ ኣቢሉ ኢንዱስትርያዊ ምዕባለ ናይቲ ቁጠባ ከይተጠቕማ እየን ማዕቢለን ማለት ኣይኮነን። ኮንጎ፡ ኣብዚ እዋን’ውን እንተኾነ ‘ናይ ፖለቲካዊ ረቛሒ ቀጥታዊ ኣይኮነን። ወሰንቲ ማዕድናት ሓዳስ ስዑድ ዓረብ’ ንጂኦፖለቲካዊ ጽልዋ ተፈጥሮኣዊ ጸጋ ሓንቲ ሃገር ዝበዝሐ ምንጪ እቶታ ካብ ከምዘንቆልቁል ዝገብርን’ዩ። ብተወሳኺ፡ ደቡብ ኮርያ ንኣብነት ኣብ ምዕባለኣ ወሳኒ ብዝብል መግለጺ ብዙሕ ዝረበላ ዘሎ ሃገር ንምርኣይ ድማ ግድን ንድሕሪት ምላስ ተፈጥሮኣዊ ጸጋ ክኸውን እንከሎ ነቲ ካልእ መጽናዕትታት ከምዘመልክትዎ ህላወ ተራ ንዝተጻወተ ናይ ሓጺን ፋብሪካኣ ዘድሊ ኮይና ኣላ። ከም ኮባልት፡ ነሓስ ከምኡ’ውን ኣየድልን። ኣብዚ እዋን ዓለማዊ ወይ’ውን ጽላት ናይ ቁጠባ ንኣብነት ንመስንዕ ሸለል ተፈጥሮኣዊ ጸጋ ሓፈሻዊ ቁጠባዊ ፍርያት ጥረ-ነገር ካብ ኣውስትራልያ እያ ተእትዎ ነይራ። ኣብዚ ዳሕረዋይ እዋን’ውን ንዘለወን ሊትዩም ናይ ዝኣመሰሉ ወሰንቲ ማዕድን ተፈጥሮኣዊ ጸጋ ተጠቒመን መሰረት ቁጠባዊ ዕቑር ጸጋ ዝርከባ ሃገር’ያ። 70 ሚእታዊት ንጥፈታተን ብምስፋሕ ውሑስ ቁጠባዊ ካብ ዓለማዊ ዕቑር ጸጋ ኮባልት ከምኡ’ውን ኣብ ምህናጽ ዝተዓወታ ሃገራት ኣለዋ። 60 ሚእታዊት ናይ ሊትዩም ኣብ ኮንጎ ብተወሳኺ፡ ተፈጥሮኣዊ ጸጋ ዘለወን ሃገራት ይርከብ። ብተወሳኺ፡ ናይ ኒከልን ዩራንዮምን ትሑት ቁጠባዊ ገስጋስ ንኸርእያ ምኽንያት ልዑል ዕቑር ጸጋ ከምዘለዋ ይፍለጥ። እዚ ዝኾኑ ካልእ ረቛሕቲ ከም ምስግጋር ማዕድናት ኣብ ምንጫው ጸዓትን ኣብ ዋንነት ናብ ብሕቲ፡ ናጻ (ሊበራላዊ) ንግድ፡ ባተሪ ብኤለክትሪክ ናይ ዝሰርሓ ተሽከርከርትን ድሩት ዝርግሐ ዘለዎ ቁጠባዊ ንጥፈታት ዘገልግል’ዩ። እዚ ካዕበት ጸጋ ግና ህይወት ከምኡ’ውን ኣብ ማዕድናት ዘተኩር ዘየድምዕ ዜጋታት ናይታ ካብ ዝደኸያ ሃገራት ዓለም ኢንዱስትርያዊ ፖሊሲ ዝኣመሰሉ ምህላዎም ሓንቲ ዝኾነት ኮንጎ ኣየማሓየሾን። እኳ ደኣ ናይ ሕቡራት ሃገራት ቁጠባዊ ኮምሽን ብወሰንቲ ማዕድናት ናይ ዝስዕብ ዘይስገርን ንኣፍሪቃ ኣብ 2016 ዘውጸኦ ጽሑፍ ዝተወሳሰበን ብድሆ መርኣያ ኮይና ትርከብ። የመልክት። ስለዚ፡ እቲ ዝቐርብ ኣብነታትን ዛንታ ናይተን ብተፈጥሮኣዊ ጸጋ ዝሃብተማ ዝወሃብ መደምደምታን ናይ ምርጫ ጉዳይ ከም ኣንጎላን፡ ዛምብያን ታንዛንያን’ውን ከምዘለዎ ምርዳእ የድሊ። ነቲ ናይ ውድቀት ዝተፈልየ ኣይኮነን። ዛንታ ጥራይ ተሓርዩ ቅቡል መደምደምታ ዝኾነሉ ቁንቁኛኡ ምፍላጡ ከኣ ኣገዳሲ’ዩ።",
"char_count": 6784,
"topic": null,
"issue_date": null,
"source_pdf": "haddas_eritra_11122025.pdf",
"page_start": 2,
"page_end": 3
}
License
Eritrean newspaper text is reproduced for research/educational use; downstream users must comply with the original publisher's terms. Pipeline-produced metadata is licensed CC BY-SA 4.0.
Citation
If you use this dataset, please cite the Haddas Eritrea archive project.
- Downloads last month
- 20